ትምህርተ ሃይማኖት

  1. አዕማደ ምሥጢር
  2. ምሥጢራተ ቤተ ክርስቲያን
  3. ነገረ ማርያም
  4. ነገረ ድኅነት

“ወነአምን በመንፈስ ቅዱስ እግዚእ ማሕየዊ/ ጐይታን መሕወይን ብዝኾነ መንፈስ ቅዱስ…

መንፈስ ቅዱስ እግዚአብሔር እዩ! • ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ክብርን ምስጋናን ንእኡ ይኹን እሞ! ካብ ዝዓርግ ኣብ ዓሥራይ መዓልቲ፡ ካብ ዝትንሥእ ኣብ ኃምሳ መዓልቲ ቅዱሳን ሓዋርያት መንፈስ ቅዱስ ተቐበሉ። መንፈስ ቅዱስ ኣብ ልዕሊ ሓዋርያት ወረደ ክበሃል ከሎ ብፍሉይ ኣካሉ መንፈስ ቅዱስ...

ጥንተ አብሶን ጥምቀተ ክርስትናን (2ይ ክፋል)

ጥምቀተ ክርስትና ጥምቀት ማለት ‘አጥመቀ’ ካብ ዝብል ግሢ ዝወፀ ኾይኑ፦ ‘ኣብ ዝተባረኸን ዝተቐደሰን ማየ ገቦ ጠሊቕካን ተኣሊኽካን፡ ተሓጺብካን ምውፃእ’ ማለት እዩ። “ወተቀበርነ ምስሌሁ ውስተ ጥምቀት በሞቱ/ ብሞቱ ጥምቀት መቓብርነት ከም ዝተቐበርና ፍለጡ” ከምዝብል። (ሮሜ 6፡4)። እዚ ድማ ብሞቱ ጥምቀት መቓብርነት ከም...

እንቋዕ ናብ ጾመ ፍልሰታ ኣብጽሓና !

ካብ 1 ነሓሴ ክሳዕ 16 ነሓሴ 2008 ዓ.ም.ግ. ዘሎ መዓልታት ብጸሎትን ውዳሴን ቅዳሴን ከምኡ’ውን ዝጽወም ሓደ ካብ ሾብዓተ ናይ ኣዋጅ ኣጽዋማት ጾመ ፍልሰታ እዩ። ‘ፍልሰት’፡ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ምኻድ፡ ምድያብ፡ ምዕራግ ማለት እዩ። “በተአምኖ ፈለሰ ሄኖክ እምዝንቱ ዓለም ከመ...

ሐፁረ መስቀል

ጸሎተ ሐፁረ መስቀል ወመልዕልተ ኵሉ ነገር መስቀል ሐፁር ወጥቅም፡ መስቀል ለቤተ ክርስቲያን ፅንዕ፡ መስቀል ለፀር ነሣቲ፡ መስቀል ለነቢያት ስብከት፡ መስቀል ለሐዋርያት ምክሕ፡ መስቀል ለሰማዕታት አክሊል፡ መስቀል መያጤ አረሚ፡ መስቀል ለርኁባን ኅብስት፡ መስቀል ለጽሙአን አንቅዕት፡ መስቀል ለዕሩቃን ልብስ፡ መስቀል ለነገሥት ዕበይ፡ መስቀል...

ነገረ ቤተ ክርስቲያን

  1. ሥርዓት
  2. ታሪክ
  3. ቅዱሳት መጻሕፍት

እንቋዕ ናብ ጾመ ድኅነት ኣብጽሓና!

ጾመ ድኅነት ዝበሃል ኣብ ዕለታት ረቡዕን ዓርብን ዝጽወም ጾም እዩ። ጾመ ረቡዕን ዓርብን እንትርፎ ድኅሪ ትንሣኤ ክሳዕ በዓለ ጰራቅሊጦስ ኣብ ዘለዉ ጊዜያት ዝርከቡ ረቡዕን ዓርብን ከምኡ’ውን ልደትን ጥምቀትን ኣብ ዝውዕሉሉ እዋን እንተ...

ብዙኃን ማርያም

localhostDATE localhostHITS localhostCATEGORY

21 መስከረም፡ ብዙኃን ሊቃውንት ኣብ በዓለ ማርያም ተጋቢኦም ክሕደት ኣርኂቖም ሃይማኖት ዘጽንዕሉ ንዝክረሉ ዕለት ስለ ዝኾነ ብዙኃን ማርያም ይበሃል። ኣብ ራብዓይ...

ነቢይ ዕንባቆም

localhostDATE localhostHITS localhostCATEGORY

ዕንባቆም፦ ማለት ማእምር፡ ለባዊ ነባቢ ማለት እዩ። ካብ ነገደ ስምዖን ካብ ኣቦኡ ናኮርን ኣደኡ ሬፋን ተወልደ። ኣብ ዘመነ ሕዝቅያስ ዝተንሥአ ነቢይ...

ነገረ ቅዱሳን

  1. ቅዱሳን ሰብእ ወመላእክት
  2. ቅዱሳን ገዳማት ወመካናት

ተኣምር ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን፣ ጸሎቱን በረኸቱን ምስ ኵልና ሕዝበ ክርስቲያን ይኹን!

ሓደ ንእግዚአብሔር ዝፈርህ፡ ለዋህ፡ ትሑት፡ ገባሬ ሠናይን ተቐባል ጋሻን ዝኾነ ሰብኣይ ነበረ። ነፍስ ወከፍ ወርኂ ዕለት 26 ዝክር ብስም ኣቡነ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን ንጥሙያት የብልዕ፡...

ገዳም ቅዱስ ዮሓንስ መጥምቅ ቴድረር

ገዳም ቅዱስ ዮሓንስ መጥምቅ ቴድረር ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ፡ ካብ ከተማ ደቀምሓረ ንደቡብ 25 ኪሎ ሜትር ኣብ ከባቢ ቴድረር ዝርከብ፡ ታሪኻውን ጥንታውን ገዳም...

ስብከተ ወንጌል

“ኣእምሮኹም ብምሕዳስ ተለወጡ ደኣ እምበር፡ ነዛ ዓለም እዚኣ ኣይትምሰልዋ” ሮሜ 12፡2

ዓለም፡ ካብ ሰብ ወፃኢ ዝቖመት ጽላሎት ኣይኮነትን። ኵሉ ሰብ ኣብኣ እናነበረ ኵሉ ናታ በረኸትን መዓትን...

"ወያስተዴሉ ክረምተ ለምድር/ ንምድሪ ዝናም የዝንመላ” “መዝ. ፻፵፮፥፰/147፡8

ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና፡ ንዓመት ኣብ ኣርባዕተ ወቕትታት ማለት ዘመነ መፀው፡ ዘመነ ሓጋይ፡ ዘመነ ፀደይ ከምኡ...

“ብፁዕ ዘይሌቡ ላዕለ ነዳይ ወምስኪን/ ንድኻ ዝሓልየሉ ሰብ ብፁዕ እዩ”(መዝ. ፵፡፩/ 41፡1)

ንሕይወተ ሥጋ ኣድለይቲ ዝኾኑ ነገራት ማይ፡ እንጌራ፡ ክዳን፡ መኅደሪ ቤት እዮም። (ሢራ. 29፡21) ብቐዳምነት ነዚኦም ዘይረኸቡን...

እንቋዕ ናብ ጾመ ሓዋርያት ዘመነ ዮሓንስ 2012 ዓ.ም. ኣብጽሓና!

ጾመ ሓዋርያት ጾመ ሓዋርያት፡ ቅዱሳን ሓዋርያት ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ምስ ተቐበሉ፡ ቅድሚ ንስብከተ ወንጌል ምውፋሮም...

መርሐ ጽድቅ

ንዑ ደቂቅየ ወስምዑኒ . . እመሀርክሙ - ታሪክ ሰብአ ነነዌ…

እግዚአብሔር ዝፈትወኩም ሕፃናት ከመይ ኣሎኹም፧ ናብዚ ሰዓትን እዝን ዕለትን ብሰላም ዘብጸሓና እግዚአብሔር ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን። ልበ ኣምላክ ኣቦና...

ታሪክ ሠለስቱ ደቂቅ ንሕፃናት

  ከመይ ቀኒኹም ሕፃናት ሎሚ ብዛዕባ ታሪኽ ሠለስቱ ደቂቅ ክንመሃር ኢና! ኣናንያ ኣዛርያ ሚሳኤል ዝበሃሉ ሠለስተ መንእሰያት ነበሩ። እዞም መንእሰያት’ዚኦም...

ቶማስ ንየኔታ ኣእምሮ ከምዚ ዚስዕብ ኢሉ ሓተቶም ፦

ተሰአሎ ለአቡከ ወይነግረከ ወያየድዐከ ወለሊቃውንቲከ ይዜንዉከ/ ነቦኻ ሕተቶ ንሱ ኸኣ ፍጹም ክነግረካ እዩ፣ ሊቃውንትኻ ድማ ከብርሁልካ እዮም” ዘዳ. 32፡7 ቶማስ...

ሾብዓተ ነገራት ቍጽሮም 'ሾብዓተ'

• ሾብዓተ ባህርያተ ሰብ ኣርባዕተ ባህርያተ ሥጋ1. እሳት2. ነፋስ3. ማይ4. መሬትከምኡ’ውን ሠለስተ ባህርያተ ነፍስ5. ነቢብነት6. ለባውነት7. ሕያውነት

ብፁዓን ኣቦታት

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ያዕቆብ ካልኣይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን…

ኣብ ዕሥራ ክፍለ ዘመን ብሩህ ኮከብ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ዘምድረ አግዓዚ ዝኾኑ ብፍሉይ ካብ ዝዝከሩ ኣቦታት ሓደ...

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ፊልጶስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን…

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ፊልጶስ ካብ መፍቀርያነ እግዚአብሔር ዝኾኑ ሥድራ ቤት ኣቦኦም ወልደሥላሴ ዓምደጊዮርጊስ፡ ኣዲኦም ድማ ሚዛን ሃብተማርያም 17...

ብፁዕ ኣቡነ ማርቆስ ቀዳማይ ኤርትራዊ ጳጳስ

ጥበበኛ ሰሎሞን “ካብ ጽቡቅ ሽታስ ጽቡቅ ስም ይበልጽ’ ከምዝብል (መጽ. መክብብ 7፡1) ጽቡቅ ስምን ጽቡቅ ታሪኽን ዘለዎ ሰብ...

ዜና መዋዕል እምልደት እስከ ዕረፍት ብፁዕ አቡነ ሰላማ ሊቀ ጳጳስ…

ብፁዕ አቡነ ሰላማ፦ ብቅድስናኦም ዝተፈልጡ፡ ብጸሎቶም ዝረድኡ፡ ብፍቅረ እግዚአብሔር ዝተመልኡ፡ ካብ ፍቅረ ንዋይ ዝረኃቑን ብልግስነት ዝዓበዩን ብትሩፋቶም ዝልለዩን...

ሀብተ ቤተ ክርስቲያን

ቤተ ክርስቲያን - ቤተ ቅድስና ቤተ በረከት

ሥርዓተ ኣምልኾ ዝፍጸመሉ፣ ስብሐታትን ውዳሴያትን ዝበጽሓሉ፡ ቅዱስ ሥጋኡን ክቡር ደሙን ዝዳለወሉ፡ ነገረ ሃይማኖትን ሥርዓትን ትውፊትን ዝንገረሉ ቅዱስ ቦታ...

ጥቕሚ’ቲ ጎዳኢ

ደመና ኃጢኣትና ኣብ ልዕሌና ከቢዱ ሰርቢ ቁጥዓ ኣምላኽና ናብ ምድሪ ወሪዱ ዕፀ በለስ ኣበሳና ምስ ፈረየ ብግህዶ ኣፍደገ ሲኦል ተራሕዩ ነፍሳት...

ኣምላኽና'ዩ መሓሪ

ኃያላን ልኂቃን ሃገራት ጠቢባን ሰብአ ትካት ኣፍልበን ነፊሐን ብጥበበን ዝእመና እናበላ ኣብ ምድሪ የለን ከማና ዘይክእልኦ መጺወን ከቢድ ፈተና።

ዘወረደ

ዘወረደ ወሪዱ . . . ካብ ጽርሐ ኣርያም፡ ሰማያዊ ክብሩ ወሪዱ . . . ካብ መንበረ ፀባኦት፡ ልዑል መንበሩ ወሪዱ ...

ዘመነ ዮሓንስ 2 ነሓሴ 2012 ዓ.ም.ግ…

August
Saturday
8
ዝክር፦ አትናስያ ቅድስት፡ ወደሚና ሰማዕት ወአኃዊሁ፡ ወኢዮጰራቅስያ ብፅዕት። ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት፦ 1ይ ጢሞ. 5፡1-10 1ይ ጴጥ. 3፡1-6 ግብ. ሐዋ. 27፡39-ፍጻሜ ምስባክ፦ መዝ. 47/48 ወንጌል፦ ዮሐ. 8፡1-11 ቅዳሴ፦ ዘእግዝእትነ ማርያም። * * *
00:00 h

ርእሰ አንቀጽ ወዜና

ቤተ መዘክር (ሙዝየም) ዘመንበረ ፓትርያርክ ንጥፈታቱ የዕቢ ኣሎ!

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፡ ብዓይኒ ዝርአ ዝንቀሳቐስን ዘይንቀሳቐስን ከምኡ’ውን ግዙፍነት ዘይብሉ ናይ ነዊኅ ዓመታት፡ ብቝጽሩ ብዙኅ፡ ብዓይነቱ ዘደንቕ ቅርስን ታሪኽን ከምዘለዋ ይፍለጥ።

አሥርቆት ዘወርኀ ነሐሴ

ዮም ሠረቀ ለነ ወርኀ ቡሩክ ነሐሴ ያብጽሐነ እስከ ወርኀ ጳጕሜን በሰላመ እግዚአብሔር! ወርኀ ነሐሴ ቡሩክ መዓልቱ ዓሠርቱ ወሠለስቱ ወእምዝ የሐፅፅ።

መበል 15 ዓመታዊ ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሃገረ ስብከት ኅቡራት…

ዕለት 24-25 ሓምሌ 2012 ዓ.ም. (31/07 – 01/08 2020 ፈ.)፣ “ብጊዜኡን ኣብ ዘይጊዜኡን ጽናዕ” (2ይ ጢሞ 4፡2) ብዝብል መሪሕ ኃይለ ቃል መበል 15 ዓመታዊ ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሃገረ ስብከት...

ቀዳማይ መሥርሕ ኣርትዖት መጽሓፍ ቅዱስ ሐዲስ ኪዳን ንምክያድ ዝዓለመ ጉባኤ…

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን እትውነን መጽሓፍ ቅዱስ ንምድላው ዝዓለመ ብክፍሊ ጉባኤ ሊቃውንት ብግእዝን ትግርኛን ዝቐረበት መጽሓፍ ሐዲስ ኪዳን ኣብ መሥርሕ አርትዖት ዘተኮረ ብፁዓን ኣቦታት፡ ኣባላት ጉባኤ ሊቃውንት ክፍሊ...

ቅዱስ ሲኖዶስ ምስ ምምኅዳር ሃገረ ስብከት ኅቡራት መንግሥታት ኣሜሪካን ካናዳን…

ብዕለት 20 ሐምሌ 2012 ዓ.ም. (27/07/2020 ፈ.) ተወከልቲ ቅዱስ ሲኖዶስ ምስ ምምኅዳር ሃገረ ስብከት ኅቡራት መንግሥታት ኣሜርካን ካናዳን ብመንገዲ ማኅበራዊ መራኸቢታት ጉባኤ ኣቃኒዖም።

ብሕንፃ እንዳ ኣቡን ኣቡነ ማርቆስ ዝፍለጥ ሕንጻዊ ጽገና ይግበረሉ ኣሎ

 ኣብ ከተማ ኣሥመራ ከባቢ ርእሰ ኣድባራት ደብረ ጽዮን ቅድስት ድንግል ማርያም ዝርከብ ብእንዳ ኣቡን ኣቡነ ማርቆስ ዝፍለጥ ዋንነት ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ዝኾነ ኣባይቲ ጽገና ይግበረሉ ኣሎ።

ዜና ዕረፍት ሊቀ መዘምራን ያሬድ ካፍል

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ካብ ዘፍረየቶም ሊቃውንተ ዜማ ሓደ ሊቀ መዘምራን ያሬድ ካፍል እዮም። እዞም ሊቅ’ዚኦም ኣብ መበል 64 ዕድሚኦም ልክዕ ፍርቂ መዓልቲ ብዕለት 08 ሐምሌ 2012 ዓ.ም.ግ. (15/07/2020 ፈረንጂ)...

ብመስቀሉ ክዘንመልና እዩ ፈውሰ ምሕረቱ

እስከ ኽንዛረብ ምእንትዚ ተላቢዑ ዘሎ ኮሮና ሕማምእግዚአብሔር ንሰብ ክፈጥሮ ከሎ ብተድላ ብደስታ ክነብር እምበር ኣይነበረን ክሳቐ ብሕማምምናልባት ነዚ ሰብ ዘጽሕን ዝዓጽድን ዘሎ ኮረና እግዚአብሔር እዩ ኣምጺእዎ ዝብሉ ይህልዉ ብልሳኖም

አሥርቆት ዘወርኀ ሐምሌ

ዮም ሠረቀ ለነ ወርኀ ቡሩክ ሐምሌ ያብጽሐነ እስከ ወርኀ ነሐሴ በሰላመ እግዚአብሔር! ወርኀ ሐምሌ ቡሩክ መዓልቱ ፲ወ፬ቱ ሰዓት ወሌሊቱኒ ፲ቱ ።

“ብኃጢኣት ሕዝበይ እየ ኣብ ኢድኩም ኣውዲቐያ!”

ገቢረ ተአምራት ወላዲተ ኣምላክ ድንግል ማርያም፡ ተነጊሩ ዘይጽገብ ተጻሒፉ ዘይፍጸም እዩ። ካብ ፅንሰታ ዝጀመረ ገቢረ ተአምራት ክሳዕ ምጽኣተ ክርስቶስ በቲ ወዳ ዘኽበራን፡ ዝተዋህባ ኪዳነ ምሕረትን ዝቕጽል እዩ።

እንቋዕ ናብ ዘመነ ክረምት ብሰላም ኣብጽሓና!

ዘመነ ክረምት  ካብ 26 ሰኔ ክሳዕ 25 መስከረም ዘሎ ወቅቲ ጊዜ ክረምቲ እዩ። ሰማይ ብደመና ተሸፊኑ፡ ዝናም ብመብረቕን ድምፂ ነጐድጓድን ተዓጂቡ ንምድሪ ዘጥልለሉ፣ ኣፍላጋትን ወኃይዝን ዝመልእሉ፣ ኣትክልትን ኣእዋምን ድማ ብልምላሜን ብቘጽልን ወቂቦም...

ክብረ በዓል ሕንፀተ ቤታ ወቅዳሴ ቤታ

20 ሰኔ ሕንፀተ ቤታ ከምኡ'ውን 21 ሰኔ ቅዳሴ ቤታ እናተባህለ ዝኽበር በዓል እዩ። እዚ ኸኣ ክብረ በዓል ናይታ ንመጀመርታ ጊዜ ብስም ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብ ፊልጵስዩስ ቤተ ክርስቲያን ተሓኒፃ፡ ብጸሎተ...

ዝክረ ዕለተ ሰማዕታተ ኤርትራ ብጸሎተ ፍትሓት ተዘኪሩ!

ኣብ ሥጋዊ ሕይወት ኮነ መንፈሳዊ ሕይወት ቀይሕ ደም ከይፈሰሰ ፃዕዳ ዓፅሚ ከይተኸስከሰ ብዘይ መሥዋዕቲ ናፅነት ኣይርከብን’ዩ። ሃገርካ ክወርር፡ ሕዝብካ ከሕስር፡ ሃይማኖትካ ከቐይር፡ ንዝመጸካ ምክልኻልን ክሳዕ ሞት ዝበጽሕ መከራ ምቕባልን ዝግባእ...

ወስእነ አርምሞ (ስቅ ምባል ስኣነ)

ኣብ ‘ድርሳነ ቅዱስ ገብርኤል’ ብዛዕባ ኣውር ዝስሙ ግብጻዊ ሰብኣይን ረድኤት ቅዱስ ገብርኤል መልኣኽን ብኸምዚ ዝስዕብ ተገሊጹ ኣሎ። ኣውር፡ ካብ ዝተወልደሉ ዓዲ ኔቅሎን ወፂኡ ኣብ ቤት ንጉሥ ይሠርሕ ነበረ። ሕዝቢ ኔቅሎን፡...

ርክበ ካህናት

“ርክበ ካህናት” ማለት ናይ ካህናት መራኸቢ፡ ጉባኤ፡ መተኣኻኸቢ፡ መዛተዪ . . . ወዘይመስሎ ዝብል ትርጕም ኣለዎ። ኣብ ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና፡ ዓመታዊ ድኅሪ በዓለ ትንሣኤ ኣብ መበል 25 መዓልቲ ኣብ ፍርቂ በዓለ...

አሥርቆት ዘወርኀ ግንቦት

ዮም ሠረቀ ለነ ወርኀ ቡሩክ ግንቦት ያብጽሐነ እስከ ወርኀ ሰኔ በሰላመ እግዚአብሔር! ወርኀ ግንቦት ቡሩክ መዓልቱ ፲ወ፬ቱ ሰዓት ወእምዝ ይትዌስክ። ሎሚ ቡሩኽ ወርኂ ግንቦት ብሒትልና ኣሎ እሞ ናብ ብሩኽ ወርኂ ሰኔ...

ዮም ፍሥሐ ኮነ በእንተ ልደታ ለማርያም/ ሎሚ ብልደት ቅድስት ድንግል…

ልደት ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ሃንደበታዊ ኣይኮነን። ካብ ፅንሰታ ክሳዕ ልደታ ኵሉ መስተንክር እዩ። ትንቢት ዝተነግረሉ፡ ሱባዔ ዝተቘጽረሉ፡ ምሳሌ ዝተመሰለሉ እዩ። ንቕድስት ድንግል ማርያም ኣቦሓጎታታ ቴክታን በጥሪቃን ዝበሃሉ እዚ ጎድሎም እዚ...

ድኅረ ትንሣኤ ኣብ ባሕረ ጥብርያዶስ

ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ድኅሪ ትንሣኤኡ ቅድሚ ዕርገቱ ኣብ ዝጸንሓለን ኣርብዓ መዓልታት ንደቀ መዛሙርቱ ብጉባኤ ሠሪዑ ዝመሃረሉ ሓደ ኣብ ባሕረ ጥብርያዶስ እዩ። ዮሓ. 21፡1-3።

ቃሉ ብራኬ በዓለ ትንሣኤ ጐይታናን አምላክናን ኢየሱስ ክርስቶስ 2012 ዓ.ም.

 ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ርሑቕ ወፃኢ ሃገራትን ዘለኹም ክቡራን ሕዝበ ክርስቲያን ብሓፈሻ ኵልኹም ደቂ ሃገር እንቋዕ ናብ በዓለ ትንሣኤ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብሰላም ኣብጽሓናን ኣብጽሓኩምን ። በብዓመቱ ነዚ በዓለ ትንሣኤ...

ትንሣኤ ክርስቶስ ሰንበት

ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ሙስና መቓብር ኣጥፊኡ፡ መቓብር ክፈቱለይ መግነዝ ፍትሑለይ፡ ከይበለ፡ ኻብ ሕቱም መቓብር ተንሢኡ፡ በዅሪ ትንሣኤና ዚኾነሉ ዕለት እዩ። ማቴ፦ 28፡1, ዮሓ፦ 20፡1። ነቲ ንኣና ብነፍስን ሥጋን ዚቐትለና...

መግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ

ቅዱስ ሲኖዶስ ብምኽንያት ሕማም ኮረና ቫይረስ ሓዲሽ መግለጺ ኣውጺዑ!

ንግደት ኢየሩሳሌም ኣብ በዓለ ፋሲካ 2012 ዓ.ም.ግ. (2020 ዓ.ም.) ንዘይተወሰነ…

ብመሪሕነት ቅዱስ ሲኖዶስን ብማእከልነት ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ተማእኪሉ ዝካየድ ንግደት ናብ ሀገረ ቅድስት ኢየሩሳሌም፡ ናይ ሎሚ ዓመት 2012 ግእዝ (2020 ፈ) ዘድሊ ምድላዋት እኳ...

“ወዝንቱ ዘመድ ኢይወፅእ ዘእንበለ በጾም ወበጸሎት። /እዚ ከምዚ ዝበለ ብዘይ…

 ዘለናዮ ቅንያት፡ ናይ ጐይታናን አምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ጾም ኣብነት ብምግባር፡ ፈቃደ ሥጋና ብፈቃደ ነፍስና ኣግዚእና፡ ካብ አኃዜ ኵሉ ወብዙኀ ምሕረት ወርኁቀ መዓት ኣምላኽና ምሕረትን በረኸትን፣ ሰላምን ፈውስን ምእንቲ ኽንረክብ...

ኣብ ሓፈሻዊ ኣገልግሎትን ባጀታዊ ኣሠራርሓን ዘተኮረ ጉባኤ ተኻዪዱ! 

10 መጋቢት 2012 ዓ.ም.ግ ኣብ ሓፈሻዊ ኣገልግሎትን ባጀታዊ ኣሠራርሓን ዘተኮረ ጉባኤ ብመራሕ ሥራሕ ሃገረ ስብከት ኣሥመራ ሊቀ ካህናት ዘርአ ኣስመላሽን ኃላፊ ክፍሊ ውጥንን ባጀትን ዲያቆን ዓወት ሠመረን ኣብ ኣዳራሽ ቤት...

ክቡር መስቀል

 ጐይታ ዓለማት ክርስቶስ፡ ዝተሰቕለሉ መስቀልምሥጢሩ ዓሚቝ’ዩ ታሪኽ እንተ ዝግንጸልእስራኤላዊ ቀሲኑ ምድረ ተስፋ ከይርኢ ኪለዓል ጀመረ ናይ ኣማሌቅ ጸብኢ

መፃጒዕ

ነዊኁካ ጊዜ፡ ምሥጢር ስኣን ምፍላጥ ካብ ሰብ ደሊኻዮ ትንሣኤ ካብ ዓራት ስኣን ሰብ ከኣ ኢልካዮ ነቲ 38 ዓመት ክርስቶስ ምሳኻ ከሎ ገሣፂ ኵሉ ዘመድ።

ኣብ ቤት ትምህርቲ ሥነ መለኮት ደብረ ሲና ቅድስት ሥላሴ መንፈሳዊ…

03 መጋቢት 2012 ዓ.ም. ንተማሃሮ ቤት ትምህርቲ ሥነ መለኮት ደብረ ሲና ቅድስት ሥላሴ መንፈሳዊ ኮሌጅ፡ ብደረጃ ቤተ ክርስቲያን መራኸቢ ብዙኃን ዘለዎ ጽልዋን ረብሓን ዝገልጽ ጉባኤ ብኣባል መርበብ ሓበሬታ ንኡስ ክፍሊ...

 ኣብ  ሃገረ ስብከት ኣሥመራ ሓፈሻዊ ግምገማ ስብከተ ወንጌል ተኻይዱ! 

02 መጋቢት 2012 ዓ.ም. ኣብ ሃገረ ስብከት ኣሥመራ ናይ ዝረከባ ኣብያተ ክርስቲያናት ኣብ ሓፈሻዊ ግምገማ ስብከተ ወንጌል ዘተኮረ ዓውደ ዘተ ብክፍሊ ስብከተ ወንጌልን ኣገልግሎት ካህናትን ሃገረ ስብከት ኣሥመራ ኣብ ኣዳራሽ...

ቤተ ክርስቲያን

መካነ ሕያዋን ኢኺ ምዕራፈ ረቂቃንቤተ ጸሎት ኢኺ ምቋመ ጻድቃንቀጽርኽን ውሽጥን ናይ ጸጋ ማኅደርግን ከኣ ሥዉር፡ ብሥጋ ዘይምርመር

አሥርቆት ዘወርኀ መጋቢት

ዮም ሠረቀ ለነ ወርኀ ቡሩክ መጋቢት ያብጽሐነ እስከ ወርኀ ሚያዝያ በሰላመ እግዚአብሔር! ወርኀ መጋቢት ቡሩክ መዓልቱ ፲ወ፪ቱ ሰዓት ዕሩይ ምስለ ሌሊቱ ወእምዝ ይዌስክ ዘመዓልት። ሎሚ ቡሩኽ ወርኂ መጋቢት ብሒትልና ኣሎ እሞ...

ትሕተ ባይታዊ ማይ ኣብ መካነ ገነት ኪዳነ ምሕረት ቤተ ክርስቲያን…

ኣብ ሃገረ ስብከት ኣሥመራ መካነ ገነት ኪዳነ ምሕረት ቤተ ክርስቲያን (ፓራዲዞ/ማይተመናይ) ብዝተገብረ ኩዕታ ኣብ ትሕቲ 60 ሜትሮ ማይ ከም ዝተረኽበ ሰበካ ጉባኤ መካነ ገነት ኪዳነ ምሕረት ቤተ ክርስቲያን ሓቢሮም።

ንካብ ዝተፈላለዩ ኣህጉረ ስብከታት ናይ ዝመጹ ናይ ኣሰልጠንቲ ስልጠና መዛዘሚ…

ቀዳም 29 የካቲት 2020 ዓ.ም.ፈ ንሓደ ሰሙን ዝኣክል ኣብ ቤት ትምህርቲ ሥነ መለኮት ደብረ ሲና ቅድስት ሥላሴ መንፈሳዊ ኮሌጅ ብምሥጢራትን ዝተፈላለዩ ትምህርታት ቤተ ክርስቲያንን ክሥልጥኑ ዝቐነዩ ካብ ኵለን ኣህጉረ ስብከታት...

  

ዜና ኅትመት