ዓመት መጽአ 12 ኅዳር እስራኤላውያን ካብ ባርነት ግብጻውያን ብመሪሕነት ሊቀ መላእት ቅዱስ ሚካኤልን ናጽነት ዝወጽእሉ ብምዝካር ዝኽበር ክብረ በዓል ቅዱስ ሚካኤል፡ ሎሚ ዓመት እውን 12 ኅዳር 2013 ዓ.ም.ግ  ኣብ ኵለን ብስሙ ታቦት ዝተቀርጸለን ኣብያተ ክርስቲያናት ክበዓል ከሎ ብፍሉይ ኸኣ ዓቃቤ መንበር ዘፓትርያርክ ብፁዕ አቡነ ጴጥሮስ፡ ዋና አመሓዳሪ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ብፁዕ አቡነ ባስልዮስ ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣብ ደብረ ሳኅል ቅዱስ ሚካኤል ቤት መኻእ ብድምቀት ተኸቢሩ።

6 ኅዳር ክብረ በዓል ቁስቋም ኣብ ማርያም ኣረጊት ድባርዋን ብፁዕ ኣቡነ ሉቃስ ዋና ጸሓፊ ቅዱስ ሲኖዶስን ጳጳስ ሃገረ ስብከት ደቡብ (መንደፈራ) ብፁዕ ኣቡነ ዮሓንስ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ድባርዋ፡ ሊቀ ካህናት ቀሺ ዘሚካኤል ኃላፊ ክፍሊ ኣድያማት ዘመንበረ ፓትርያርክ፡ ካብ ዝተፈላለየ ቦታ ዝመጽኡ ሊቃውንተ ቤተ ክርስቲያን፡ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ምእመናን ኣብ ዝተረኽብሉ ብመንፈሳዊ ድምቀት ተባዒሉ!

ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና ከም ኣካል ብዘመናዊ ኣገባብን ሥርዓተ ትምህርትንምሥልጣንን ምምሃርን ኣገልገልቲ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን  ምሉእ ባይታ ብምጥጣሕ፡ ኣኅዳሪ መንፈሳዊ ኮሌጅ ብደረጃ ዲግሪን ዲፕሎማን ካብ ትጅምር ሠለስተ ዓመታት ኣቝጺራ ትርከብ።

‘ቲ ፈተና - ሓዊ፡ ንኣይ ዝተኣጒደ፡
ዋላ ተሽለቘኒ ውሽጠይ እናንደደ፡
ደኃር ግን ፈሊጠ ምስ በጽሐ እዋኑ፡
ንምድራዊ ሕይወተይ መብሰሊ ምዃኑ።
    ምኽንያቱ፡
    ምድራዊ ሕይወተይ ብሓዊ ተዘይህረም፡
    ተጣቢቐ ምተረፍኩ(ብብሕቘይ ምተረፍኩ) ኣብ መጎጎ ዓለም።

                        ወስብሐት ለእግዚአብሔር ለዓለመ ዓለም!

ብዕለት 7 ጥቅምት 2013 ዓ.ም.ግ. “ኣብ ዓይንኽ ዘሎ ስርወ ዘየስተውዓልካስ ንምንታይ ኣብ ዓይኒ ኃውኻ ዘሎ በሰር እትርኢ” ማቴ 7፡3 ብዝብል ኃይለ ቃል ዓመታዊ በዓል ቤት ትምህርት ሰንበት ቅድስት ኣርሴማ ሲደሮት ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገር እስራኤል ተኸቢሩ!

ዘርኢ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ተዘሪኡ፡ በቝሉ፡ ዓንቢቡ ፈርዩ ኣብ ዓጺድ ከምዝበጽሕ፣ ሰብ ድማ ኣብዚ ምድሪ ብዘርኢ ተወሊዱ፡ ጐቢዙ፡ ዓብዩ፡ ኣሪጉ ኣብ ሞት ይበጽሕ። ሕይወት ሰብ ክሳዕ እዋን ዓጺድ ዘሎ ቀውዒ ስለዝኾነ፡ ክህልዎን ክመሃሮን ክትግብሮን ካብ ዝግብኦም እቶም ቀንዲ ሃይማኖትን ግብርን እዮም።

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ!

ዮም ሠረቀ ለነ ወርኀ ቡሩክ ኅዳር ያብጽሐነ እስከ ወርኀ ታኅሣሥ በሰላመ እግዚአብሔር! ወርኀ ኅዳር ቡሩክ መዓልቱ ፲ ወእምዝ የሐፅፅ ወሌሊቱኒ ፲ወ፬ቱ ።

No events found.
Ad Right

  

ዜና ኅትመት

እዋናዊ ጽሑፋት

ጾመ ነቢያት፡ ካብ ሠሉስ 15 ኅዳር ጀሚሩ፡ በዓለ ልደት ድማ…

ቅድሚ በዓለ ልደት ኣብ ዘሎ ጊዜያት፡ “ወጥንተ ዚአሁ መንፈቀ ኅዳር/ መጀመርታኡ ፍርቂ ወርኀ ኅዳር” ከምዝብል ካብ 15 ኅዳር ጀሚሩ ክሳዕ...

ክብረ በዓል ቅዱስ ሚካኤል ተኸቢሩ ብዓቢይ መንፈሳዊ ድምቀት ተባዒሉ!

ዓመት መጽአ 12 ኅዳር እስራኤላውያን ካብ ባርነት ግብጻውያን ብመሪሕነት ሊቀ መላእት ቅዱስ ሚካኤልን ናጽነት ዝወጽእሉ ብምዝካር ዝኽበር ክብረ በዓል ቅዱስ...

"ንኣይ ዝሕግዘንን ዝከላኸለለይን ሚካኤል እዩ” ዳን. 10፡21

ቅዱስ ሚካኤል ሓደ ካብቶም ሊቃነ መላእኽቲ እዩ። (ይሁዳ 1፡9) ኃይላት ናይ ዝበሃሉ ነገድ ሓለቓ እዩ። (ሄኖ. 10፡2-12) ቅዱስ ሚካኤል ናይ...

ኣብ ሃገረ ስብከት ደቡብ፡ ክብረ በዓል ቁስቋም ማርያም ኣረጊት ድባርዋ…

6 ኅዳር ክብረ በዓል ቁስቋም ኣብ ማርያም ኣረጊት ድባርዋን ብፁዕ ኣቡነ ሉቃስ ዋና ጸሓፊ ቅዱስ ሲኖዶስን ጳጳስ ሃገረ ስብከት ደቡብ...

ዛዘምቲ ደረጃ ዲፕሎማ ቤት ትምህርቲ ስነ መለኮት ደብረሲና ቅድስት ሥላሴ…

ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና ከም ኣካል ብዘመናዊ ኣገባብን ሥርዓተ ትምህርትንምሥልጣንን ምምሃርን ኣገልገልቲ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን  ምሉእ ባይታ ብምጥጣሕ፡ ኣኅዳሪ መንፈሳዊ ኮሌጅ...

ሊቀ ሰማዕት ቅዱስ ጊዮርጊስ

ሰማዕት ዝብል ቃል ‘ሰምዐ’ መስከረ ካብ ዝብል ግእዛዊ ግሥ ዝተረኽበ ኪኸውን ከሎ ምምስካር፡ ምስክር ማለት እዩ። “ብዛዕባ እቲ ኻብ መጀመርታ ዚነበረ...

ሓዊ ማሕየዊ

‘ቲ ፈተና - ሓዊ፡ ንኣይ ዝተኣጒደ፡ዋላ ተሽለቘኒ ውሽጠይ እናንደደ፡ደኃር ግን ፈሊጠ ምስ በጽሐ እዋኑ፡ንምድራዊ ሕይወተይ መብሰሊ ምዃኑ።    ምኽንያቱ፡    ምድራዊ ሕይወተይ...

ዓመታዊ በዓል ቤት ትምህርት ሰንበት ቅድስት ኣርሴማ ሲደሮት ቤተ ክርስቲያን…

ብዕለት 7 ጥቅምት 2013 ዓ.ም.ግ. “ኣብ ዓይንኽ ዘሎ ስርወ ዘየስተውዓልካስ ንምንታይ ኣብ ዓይኒ ኃውኻ ዘሎ በሰር እትርኢ” ማቴ 7፡3 ብዝብል...

ምክረ አበው - 'ዜና መዋዕል ካብ ዘርእ ክሳዕ ማእረር'

ዘርኢ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ተዘሪኡ፡ በቝሉ፡ ዓንቢቡ ፈርዩ ኣብ ዓጺድ ከምዝበጽሕ፣ ሰብ ድማ ኣብዚ ምድሪ ብዘርኢ ተወሊዱ፡ ጐቢዙ፡ ዓብዩ፡ ኣሪጉ...

ቤት ትምህርቲ ሥነ መለኮት ደብረ ሲና ንሣልሳይ ጊዜኣ ተምሃሮ ተቀቢላ።

ቤት ትምህርቲ ሥነ መለኮት ደብረ ሲና ብደረጃ ዲግርን ዲፕሎምን ዝምሃሩ 60 ዝኣክሉ ተምሃሮ ተቀቢላ። እዞም ካብ ዝተፈላለዩ ሃገረ ስብከትን ንኡሳን...

ብምውህሃድ ክፍሊ ውጥንን ባጀትን ዝተነድፈ ናይ 5 ዓመት ረቂቅ ስትራቴጂካዊ…

እዚ ንሓደ ዓመት ዝኣክል ብኮሚተ ምድላው ስትራቴጂካዊ ውጥንን ክሥርሓሉ ዝጸንሐን ብተሳትፎ ኵለን ክፍልታት ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክን ሃገረ ስብከታትን ንኡሳን...

ኣቐዲሞም ብመዓርገ ዲቁናን ክህነትን ዝተቐብኡ ውሉደ ክህነት ናይቲ ክወስድዎ ዝቐነዩ…

ክፍሊ ኣገልግሎት ካህናትን ስብከተ ወንጌልን ሃገረ ስብከት ኣሥመራ፡ ኣቀዲሞም ኣብ ዝኃለፈ ወርኂ ብማዕርገ ዲቁናን ክህነትን ንዝተቀብኡ ኣገልገልቲ ክህቦ ናይ ዝጸንሐ...

  

latest articles

FAITH AND WORKS

Faith is “a confidence or trust in God”. Faith gives assertion to the things we hope for and explains the...

The feast of the Holy Cross - Mesekel (The Founding…

The Mesekel holiday is celebreated on Meskerem 17 (27th of September) and Megabit 10 (19th of March). The word Meskel...

The Ascension of St Mary (part two)

Moreover, Whilst John the evangelist was preaching in the country of Asia, on the sixteenth day of the month of...

The Ascension of St Mary (part one)

"At your right hand stands the queen." (Psalm 45:9)IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY...

The Fast of Assumption of the Virgin Mary

This fast lasts from Nehassie (August) 1 to 16. Our Lady departed on 21 of Ter (January) in 50 A.D...

“Blessed is he that considereth the poor” Ps. 41:1

In the name of the Father, and of the Son, and of the Holy Spirit, One God Amen. The basic necessities...

The Apostle Saint Paul

Saint Paul was a Jew, of the tribe of Benjamin, a Pharisee, the son of a Pharisee; and his kinsfolk...

The Apostle st. Peter

Peter was from Bethsaida, and he was a fisherman.  Our Lord chose him on the second day following that whereon...

The Fast of Wednesdays and Fridays

Every week Wednesdays and Fridays are observed as fast days except during the fifty days (between Easter and Pentecost), and...

The Fast of the Apostles

The Apostles observed this fast after they received the Holy Spirit and before they set out to proclaim the Gospel...

The feast Of Pentecost

IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY SPIRIT, ONE GOD. On this day the Holy...

Ascension

After the Lord Jesus Christ had finished the operation of His wisdom upon earth, by His Passion, and His Death...