ቤት ጽሕፈት ነጋድያን ኢየሩሳሌም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ብዛዕባ ንግደት ኢየሩሳሌም ኣብ በዓለ ፋሲካ 2012 ዓ.ም.ግ. (2020 ዓ.ም.) ዝምልከት ሓበሬታ ሂቡ።
* ዕለተ ምዝገባ፦ 8 - 15 ጥር 2012 ዓ.ም. (ካብ ዕለት 18 ጥር ክሳብ ዕለት 23 ጥር 2019 ዓ.ም.ፈረንጂ)
ካብቶም ዓበይቲ በዓላት ጐይታናን አምላክናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝኾነ ንደቂ ሰባት እውን ዓበይቲ ምሥጢራተ ድኅነት ዝተፈጸመልና፡ ዝቓወመና ዕዳ ደብዳቤ ዝተደምሰሰሉ...
ቀዳማይ ሰብ ኣዳም፡ ሕገ እግዚአብሔር ብምጥሓሱ ኣብ ደቂ ሰባት ውርደትን መርገምን ን5500 ዓመት ጸኒዑ ነበረ። እንተኾነ ግና ባዕሉ እግዚአብሔር ዝሃቦ...
‘ማኅሌት’፦ ‘ኀለየ፡ዘመረ፡ኣመስገነ’ ካብ ዝብል ግእዛዊ ቃል ዝወፀ ኮይኑ ምስጋና፡ መዝሙር፡ ንእግዚአብሔር ዝቐርብ መንፈሳዊ መሥዋዕት ማለት እዩ። ብሰንበት ዝቅወም ‘መዝሙር መወድስ’...
ዓመት መጽአ 3 ጥር ዝክረ ዕረፍት ኣቡነ ሊባኖስ ዝኽበር ኮይኑ ሎሚ ዓመት’ውን ኣብ ገዳሞም ክብረ በዓል ደብረ ወርቅ ኣቡነ ሊባኖስ...
ሓደ ካብተን ትሽዓተ ንኡሳን በዓላት ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ በዓለ ግዝረት’ዩ። ሠራዔ ሕግ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘይካ በይና ኃጢኣት ፡ ሕጊ...
ግዝረት፡ ማለት ሕፃን ዕልቦኡ ዝኽንሸበሉ ኵነት እዩ። ዕልቦ ፆታዊ ኽፍሊ ኣካል ናይ ሕፃን ብምቕራጽ ዝፍጸም እዩ።
ኣብ ትኅቲ ሃገረ ስብከት ኤውሮጳ ዝመሓደር ናይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን መደብ ፓልቶክ መበል 11 ዓመት ኣብ ትሕቲ “መስቀሉ ኣልዒሉ...
ካብ 29 ታኅሣሥ ክሳዕ 5 ጥር ዘሎ ጊዜ ኾይኑ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ብኅቱም ድንግልና ተፀኒሱ፡ ብኅቱም ድንግልና ከም እተወልደ ብሰፊሑ...
ኣብ ሥነ ፍጥረት ብዕለተ ረቡዕ፡ ካብ ዝተፈጥሩ ሓደ ከዋክብት እዮም። “እግዚአብሔር ድማ ‘ንመዓልቲ ካብ ለይቲ ዝፈልዩ ብርሃናት ኣብ ጠፈር ሰማይ...
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን እትነብሩ ሕዝበ እግዚኣብሔር፡ ኣብ ሆስፒታል ዘለኹም ሕሙማነ ሥጋ፥ ሕዝብኹም ንምድኃን...
ብዕለት 15 ታኅሣሥ 2013 ዓ.ም. ላዕለዎት ኃለፍቲ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ምስ ተማሃሮን ምምኅዳርን ቤት ትምህርቲ ሥነ መለኮት ብዛዕባ ኣብ...
ቤት ጽሕፈት ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ፡ ብምኽንያት ኮረና ቫይረስ ናይ ዙም ርክባት በብጊዜኡ ይቕጽል ኣሎ።
Faith is “a confidence or trust in God”. Faith gives assertion to the things we hope for and explains the...
The Mesekel holiday is celebreated on Meskerem 17 (27th of September) and Megabit 10 (19th of March). The word Meskel...
Moreover, Whilst John the evangelist was preaching in the country of Asia, on the sixteenth day of the month of...
"At your right hand stands the queen." (Psalm 45:9)IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY...
This fast lasts from Nehassie (August) 1 to 16. Our Lady departed on 21 of Ter (January) in 50 A.D...
In the name of the Father, and of the Son, and of the Holy Spirit, One God Amen. The basic necessities...
Saint Paul was a Jew, of the tribe of Benjamin, a Pharisee, the son of a Pharisee; and his kinsfolk...
Peter was from Bethsaida, and he was a fisherman. Our Lord chose him on the second day following that whereon...
Every week Wednesdays and Fridays are observed as fast days except during the fifty days (between Easter and Pentecost), and...
The Apostles observed this fast after they received the Holy Spirit and before they set out to proclaim the Gospel...
IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY SPIRIT, ONE GOD. On this day the Holy...
After the Lord Jesus Christ had finished the operation of His wisdom upon earth, by His Passion, and His Death...