ኣብ ዝነበርዎ ሃገረ ስብከት አውሮጳ ብጊዜያዊ ኣቦ መንበርነት ከገልግሉ ዝጸንሑ ደኃር መዓርገ ጵጵስና ዝተቐብዑ ብፁዕ አቡነ ጳውሎስ ብብፁዕ አቡነ ባስልዮስ ኣመኃዳሪ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራን ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ዓንሰባን ሰሜናውን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕርን ተሰንዮዎ ሆላንድ ክኣትው ከለው ብውሉደ ክህነት፡ መንእሰያት ትምህርተ ሰንበት፡ ምእመናን ወምእመናት መንፈሳዊ ኣቐባብላ ተጌርሎም።

“ብጐይታ ኩሉ ሳዕ ተሓጐሱ ፡ ደጊመ ተሓጐሱ እብል ኣለኩ ” ኤፌ 4፦4 ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ቃል ንክልተ መዓልቲ ዝወሰደ ማንዛዊ  ጉባኤ (7 – 8 መስከረም  2014 /september 17 – 18, 2021) መራሒ ሥራሕ ተወካሊን ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን፡ ጠርነፍቲ ን/ሃ/ስብከት ካናዳ፡ ሊቃውንተ ቤተ ክርስቲያን፡  ኣቦ ወንበራት ኣብያተ ክርስቲያናት ፡ ኣባላት ሰበካ ጉባኤን ወከልቲ ቤ/ት/ ሰንበትን ንኡስ ሃገረ ስብከት ካናዳ ብምልኣት ኣብ ዝተረክቡሉ ብጹፉፍን ህዱእን መንገዲ ተካሂዱ።

ኣብ ሃገረ ስብከት ደቡብ መንደፈራ ንኡስ ሃገረ ስብከት ዓዲ ዃላ፡ ኣብ ፋይናንስን ምኅደራን ከምኡ ድማ ንጉዳይ ጥሮታን መምርሒታቱን ዝምልከት ስልጠና፡ ብመራኅ ሥራሕ ናይቲ ንኡስ ሃገረ ስብከት ቀሲስ ገብረ ሕይወት ተወልደ ካብ ዕለት 25/09/2021 ጀሚሩ ንሸሞንተ መዓልቲ ዝቐጸለ ስልጠና ተዋሂቡ ።

“ኀበ ጽላሎታ ዘበጽሐ ኢይሬኢ ደይነ”

ዓመት መጽአ 30 መስከረም ክብረ በዓል አቡነ አብሳዲ ኣብ ገዳሞም ደብረ ክሳሄ ወደብረ ማርያም አቡነ አብሳዲ ካብ ርሑቕን ቀረባን ዝመጽኡ መነኮሳት፡ ሊቃውንት፡ ካህናትን ዲያቆናትን፡ ምእመናንን ምእመናትን መንእሰያትን አባላት ቤት ትምህርት ሰንበት አብ ዝተረክቡሉ ተኸቢሩ ውዒሉ።

ዓመት መጽአ 29 መስከረም ዝክረ ሰማዕትነት ቅድስት ኣርሴማ ኣብ ኦርቶዶክሳውያን ኣብያተ ክርስቲያን ዝኽበር ኮይኑ፣ ብስማ ዝተሓንፀ ቤተ ክርስቲያንን ዝተገደመ ደብረ ደናግል ዘለዎን ኣብ ሃገረ ስብከት ማእከል ዓዲ ሓውሻ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ቄርሎስ 5ይ ፓትርያርክ ዘሃገረ ኤርትራ፡ ሊቀ ጳጳስ ብፁዕ ኣቡነ ጴጥሮስ፡ ሊቀ ጳጳስ ብፁዕ ኣቡነ ባስልዮስ፡ ጳጳስ ብፁዕ ኣቡነ ጳውሎስ፡ እመምኔት ገዳም ደብረ ደናግል ሰማዕት ቅድስት ድምያና ኢታይ ወለተ መስቀል፡ ገዳማውያን ኣቦታትን ኣደታትን፡ ሊቃውንት መዘምራንን ውሉደ ክህነትን፡ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ምእመናንን ምእመናትን ኣብ ዝተረኽብሉ ተኸቢሩ።

ሕዝበ ክርስቲያን እዚ ቅንያት’ዚ ንስደት ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳ፡ ቅዱስ ዮሴፍን ቅድስት ሰሎሜን ካብ እስራኤል ናብ ግብጺ ንዝክረሉ ወርኃት እዩ። ምረት ናይቲ ስደት ዝገልጽ ኣብ ዝተፈላለዩ መጻሕፍቲ ተጻሒፉ ኣሎ። ንምሳሌ፦ ኣብ ማኅሌተ ጽጌ፡ ሰቆቃወ ድንግል፡ ተአምረ ማርያም፡ ነገረ ማርያም ብራና፡ ትርጓሜ ቅዳሴ ማርያም . . . ።

ካብዚ ቐጺልና ምረት ናይቲ ስደት ብፍላይ ናብ ደብረ ቍስቋም ዚገልጽ፡ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ነገረ ማርያምን ተአምረ ማርያምን ንሊቀ ጳጳሳት ኣባ ቴዎፍሎስ ዝተገልጸሉ መበገሲ ብምግባር ምስቲ ኣብ ትርጓሜ ቅዳሴ ማርያም ዘሎ ጽሑፍ ኣዋሒድና ክንርኢ ኢና። ኣባ ቴዎፍሎስ ነቲ ዝተገልጸሉ ኪዛረብ ከሎ ከም’ዚ ዝስዕብ ይብል፦

ብዕለት 20 መስከረም 2014 ዓ.ም. (30/09/2021.ፈ) ተመረቕቲ ነገረ መለኮት መንእሰያት ኣባላት ትምህርት ሰንበት ንዝተማህርዎ ትምህርቲ ኣብ ምትኅልላፍ ክተግሁ ኣብ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ኣብ ዝተገብረ ጉባኤ ብኃላፊ ክፍሊ ትምህርት ሰንበት ቀሲስ ተኽሎም ተስፋልደት ለበዋ ቀሪቡ ።

ቀሲስ ተክሎም ኣብ መግለጺኦም ትምህርቲ ቤተ ክርስቲያን ዘይውዳእን ዘይጽገብን ከም ምዃኑ መጠን ደረጃ ትምህርትና ክብ ብምባል ቤተ ክርስቲያን ዘሰከመትና ኃላፍነት ንምትግባር ነቶም ዘይተማህሩ ወገናትና ክንምህርን ከነፍልጥን ይግባእ ኢሎም ።

ዘመነ ማርቆስ 11 ጥቅምት ነሓሰ 2014…

October
Thursday
21
አባ ያዕቆብ፡ ወቅድስት ጲላግያ፡ ወአርማሚ ሰማዕት። ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት 1ይ ጢሞ. 4፡9-ፍጻሜ ያዕ. 3፡1-6 ግብረ ሓዋርያት ግብ. ሐዋ. 20፡20-25 ምስባክ መዝ.106/107 ወንጌል ማር. 8፡1-9 ቅዳሴ ቅዳሴ ዘእግዝእትነ። * * *
00:00 h

  

ዜና ኅትመት

እዋናዊ ጽሑፋት

ብፁዕ አቡነ ጳውሎስ ኣቐባብላ ተጌሩሎም!

ኣብ ዝነበርዎ ሃገረ ስብከት አውሮጳ ብጊዜያዊ ኣቦ መንበርነት ከገልግሉ ዝጸንሑ ደኃር መዓርገ ጵጵስና ዝተቐብዑ ብፁዕ አቡነ ጳውሎስ ብብፁዕ አቡነ ባስልዮስ...

2ይ ዓመታዊ ጉባኤ ን/ሃ/ስ ካናዳ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ተካይዱ!

“ብጐይታ ኩሉ ሳዕ ተሓጐሱ ፡ ደጊመ ተሓጐሱ እብል ኣለኩ ” ኤፌ 4፦4 ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ቃል ንክልተ መዓልቲ ዝወሰደ...

ኣብ ሀገረ ስብከት ደቡብ መንደፈራ ንኡስ ሃገረ ስብከት ዓዲ…

ኣብ ሃገረ ስብከት ደቡብ መንደፈራ ንኡስ ሃገረ ስብከት ዓዲ ዃላ፡ ኣብ ፋይናንስን ምኅደራን ከምኡ ድማ ንጉዳይ ጥሮታን መምርሒታቱን ዝምልከት ስልጠና፡...

ክብረ በዓል ገዳም ደብረ ክሳሄ ወደብረ ማርያም አቡነ አብሳዲ ብድሙቕ…

“ኀበ ጽላሎታ ዘበጽሐ ኢይሬኢ ደይነ” ዓመት መጽአ 30 መስከረም ክብረ በዓል አቡነ አብሳዲ ኣብ ገዳሞም ደብረ ክሳሄ ወደብረ ማርያም አቡነ አብሳዲ...

“ኦ አርሴማ ኪዳነኪ ኮነ ለኃጥአን ቤዛነ” ብዝብል ድምቀት ክብረ በዓል…

ዓመት መጽአ 29 መስከረም ዝክረ ሰማዕትነት ቅድስት ኣርሴማ ኣብ ኦርቶዶክሳውያን ኣብያተ ክርስቲያን ዝኽበር ኮይኑ፣ ብስማ ዝተሓንፀ ቤተ ክርስቲያንን ዝተገደመ ደብረ...

“ብክዩ ኅዙናን ሐልየክሙ ስደታ . . . እቲ መሪር ስደታ”

ሕዝበ ክርስቲያን እዚ ቅንያት’ዚ ንስደት ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳ፡ ቅዱስ ዮሴፍን ቅድስት ሰሎሜን ካብ እስራኤል ናብ ግብጺ...

ተመረቕቲ ነገረ መለኮት መንእሰያት ኣባላት ትምህርት ሰንበት ንዝተማህርዎ ትምህርቲ ኣብ…

ብዕለት 20 መስከረም 2014 ዓ.ም. (30/09/2021.ፈ) ተመረቕቲ ነገረ መለኮት መንእሰያት ኣባላት ትምህርት ሰንበት ንዝተማህርዎ ትምህርቲ ኣብ ምትኅልላፍ ክተግሁ ኣብ ቤት...

ትምህርቲ ቀዳምነት ዝተወሃቦ ዕላማ ቅዱስ ሲኖዶስ!

ቀዳማይ ዕላማ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን፡ ቃለ ወንጌል ንሰባት ብምምሃር ናብ ርቱዕ እምነት ከምዝመጹን ብሃይማኖትን ሠናይ ግብርን ከምዝነብሩን ብምግባር ንዘለዓለማዊ መንግሥተ...

'ብዙኃን ማርያም'

21 መስከረም፡ ብዙኃን ሊቃውንት ኣብ በዓለ ማርያም ተጋቢኦም ክሕደት ኣርኂቖም ሃይማኖት ዘጽንዕሉ ንዝክረሉ ዕለት ስለ ዝኾነ ብዙኃን ማርያም ይበሃል። ኣብ ራብዓይ...

ጉባኤ ኤፌሶን (431 ዓ.ም.) 2ይ ክፋል

ነገረ ጉባኤ እቲ ጉባኤ ምስ ተጀመረ፣ ተኸሳሲ ንስጥሮስ ናብቲ ጉባኤ ቀሪቡ ትምህርቱ ከቕርብ ተሓተ። ጉባኤ ብምልኣት እንተዘይተአኪቡ ኣይመጽእን በለ። ሠለስተ ጊዜ...

በዓል ቅዱስ መስቀል 2014 ዓ.ም. ብዓቢይ ድምቀት ተባዒሉ!

ዓመት መጸ 17 መስከረም ብዓቢይ ድምቀት ኣብ ኵለን ኣብያተ ክርስቲያን ክበዓል ከሎ፡ ብፍላይ ግና ኣብ ሀገረ ስብከት ኣሥመራ ኣብ ርእሰ...

ኃይሊ ቅዱስ መስቀል ኣብ ዘመነ ኣበው።

በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ ኣብ ዘመነ ኣበው’ውን እንተኾነ ናይቲ ኺመጽእ ዘለዎ ኣማናዊ መስቀል ጽላሎት ኮይኑ ብዙኅ ተኣምራት ሰሪሑ እዩ፤...

  

latest articles

Transfiguration: (Debre Tabor)

This is the day celebrated on Nehase (August) 13 G.C. in which Our Lord Jesus Christ during his ministry, manifested...

PRAYER

Prayer is a word by which man communicates with his Creator in Faith, thanking and beseeching Him for the forgiveness...

FAITH AND WORKS

Faith is “a confidence or trust in God”. Faith gives assertion to the things we hope for and explains the...

The feast of the Holy Cross - Mesekel (The Founding…

The Mesekel holiday is celebreated on Meskerem 17 (27th of September) and Megabit 10 (19th of March). The word Meskel...

The Ascension of St Mary (part two)

Moreover, Whilst John the evangelist was preaching in the country of Asia, on the sixteenth day of the month of...

The Ascension of St Mary (part one)

"At your right hand stands the queen." (Psalm 45:9)IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY...

The Fast of Assumption of the Virgin Mary

This fast lasts from Nehassie (August) 1 to 16. Our Lady departed on 21 of Ter (January) in 50 A.D...

“Blessed is he that considereth the poor” Ps. 41:1

In the name of the Father, and of the Son, and of the Holy Spirit, One God Amen. The basic necessities...

The Apostle Saint Paul

Saint Paul was a Jew, of the tribe of Benjamin, a Pharisee, the son of a Pharisee; and his kinsfolk...

The Apostle st. Peter

Peter was from Bethsaida, and he was a fisherman.  Our Lord chose him on the second day following that whereon...

The Fast of Wednesdays and Fridays

Every week Wednesdays and Fridays are observed as fast days except during the fifty days (between Easter and Pentecost), and...

The Fast of the Apostles

The Apostles observed this fast after they received the Holy Spirit and before they set out to proclaim the Gospel...