ብፁዓን ኣቦታት

`` ዝንቱሰ ብእሲ ዘእምንእሱ ሕይወቱ ውስተ ቤተ እግዚኣብሔር / እዚ ሰብ እዚ ካብ ንእስነቱ ኣትኂዙ ኣተዓባብያኡ ኣብ ቤተ እግዚኣብሔር እዩ…
ኣብ ዕሥራ ክፍለ ዘመን ብሩህ ኮከብ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ዘምድረ አግዓዚ ዝኾኑ ብፍሉይ ካብ ዝዝከሩ ኣቦታት ሓደ ብፁዕ ወቅዱስ…
ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ፊልጶስ ካብ መፍቀርያነ እግዚአብሔር ዝኾኑ ሥድራ ቤት ኣቦኦም ወልደሥላሴ ዓምደጊዮርጊስ፡ ኣዲኦም ድማ ሚዛን ሃብተማርያም 17 መስከረም 1894…
ጥበበኛ ሰሎሞን “ካብ ጽቡቅ ሽታስ ጽቡቅ ስም ይበልጽ’ ከምዝብል (መጽ. መክብብ 7፡1) ጽቡቅ ስምን ጽቡቅ ታሪኽን ዘለዎ ሰብ ዋላ ብሥጋ…
ብፁዕ አቡነ ሰላማ፦ ብቅድስናኦም ዝተፈልጡ፡ ብጸሎቶም ዝረድኡ፡ ብፍቅረ እግዚአብሔር ዝተመልኡ፡ ካብ ፍቅረ ንዋይ ዝረኃቑን ብልግስነት ዝዓበዩን ብትሩፋቶም ዝልለዩን ተረፈ ቀደምት…
ብፁዕ ኣቡነ ኣትናቴዎስዮስ ካብ ኣቦኦም ስብሓትለአብ በርሀን ኣደኦም ወይዘሮ ኣብርሃት ኃይለን ኣብ ዓዲ ገረብእኖ ብ13 ሰኔ 1935 ዓ.ም.ግ (20/06/1943 ዓ.ም.ፈ.)…
ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፡ ጽቡቕ ሽምን ልዑል ክብርን ካብ ዘለዎም ብፁዓን ኣቦታት ሓደ ብፁዕ ኣቡነ ማቴዎስ እዮም። ብፁዕ…

ዘመነ ማርቆስ 11 ጥቅምት ነሓሰ 2014…

October
Thursday
21
አባ ያዕቆብ፡ ወቅድስት ጲላግያ፡ ወአርማሚ ሰማዕት። ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት 1ይ ጢሞ. 4፡9-ፍጻሜ ያዕ. 3፡1-6 ግብረ ሓዋርያት ግብ. ሐዋ. 20፡20-25 ምስባክ መዝ.106/107 ወንጌል ማር. 8፡1-9 ቅዳሴ ቅዳሴ ዘእግዝእትነ። * * *
00:00 h