ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ

ብመንፈሳዊ ብቕዓቶም፡ ሊቅነቶም፡ ተጋድሎኦም፡ . . . ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ካብ ትሕበነሎም፣ ንልዕሊ 50 ዓመት ኣብ ገዳም ደብረ…
ሊቀ ትጉሃን መሪጌታ ገብረ መስቀል መሪጌታ ገብረ መድኅን “ወበጽሐኒ ዕድሜየ ለአዕርፎ በድርየኒ ፈጸምኩ ወሃይማኖትየኒ ዓቀብኩ እንከሰ ጽንሑ ሊተ አክሊለ ጽድቅ…
ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ካብ ዘፍረየቶም ሊቃውንተ ዜማ ሓደ ሊቀ መዘምራን ያሬድ ካፍል እዮም። እዞም ሊቅ’ዚኦም ኣብ መበል 64 ዕድሚኦም…
ብመሪሕነት ቅዱስ ሲኖዶስን ብማእከልነት ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ተማእኪሉ ዝካየድ ንግደት ናብ ሀገረ ቅድስት ኢየሩሳሌም፡…
ብመሪሕነት ቅዱስ ሲኖዶስን ብማእከልነት ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ተማእኪሉ ዝሥራዕ ንግደት ናብ ሀገረ ቅድስት ኢየሩሳሌም…
እስመ መምህረ ሕግ ይሁብ በረከተ፡ ወየሐውር እም ኃይል ውስተ ኃይል / መምህር ሕጊ በረከት የውህብ እዩ እሞ ኃይሊ ኣብ ርእሲ…
“ሊቀ መዘምራን፡ መልኣከ ገነት፡ ደራስን ተመራማርን፡ ኣቦ ሰላም፡ . . . ብዝብል ቅጽል ስም ዝፍለጡ ሓበን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን…
Ad Right

ዘመነ ማቴዎስ 23 ሓምለ 2013 ዓ.ም.…

July
Friday
30
መሪና ቅድስት፡ ወለንጊኖስ ሰማዕት ዘረገዞ ለእግዚእነ። ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት 1ይቆሮ. 7፡6-14 ያዕ. 2፡12-20 ግብረ ሓዋርያት ግብ. ሐዋ. 9፡36-ፍጻሜ ምስባክ መዝ. 102/103 ወንጌል ዮሐ. 19፡31-37 ቅዳሴ ቅዳሴ ዘዮሐንስ አፈ ወርቅ። * * *
00:00 h