ሀብተ ቤተ ክርስቲያን

ኣገልግሎት መራሕያን ከም ተውላጠ ስም (ክንዲ ስም) ብኸምዚ ዝስዕብ ኣብነት ይግለጽ።• ውእቱ አእመረ - ንሱ ፈለጠ• ይእቲ አእመረት - ንሳ…
ሓደ ካብ’ቶም ንበረኻታት ግብጺ ብመስቀሎም ዝባረኹ ብብርሃኖም ንብዙኃን ብርሃን ዝኾኑ፡ ቅዱስ ኣባ ሰራጵዮን ኣብ ዝነበርሉ ዘመን እዩ። ነቲ ሰሎሞን ኣብ…
ከም ኣብ ማእከል ዘላ ጽጌረዳ፣ሕይወት ፈተና’ያ ሕልኽላኽ መንገዳ፣ብየማነ ጸጋም ንፋስ እናላደዳ፣እሾኽ እናቐደዳ፣
ልሳነ ግእዝ ንምምሃር እቶም ንልሳነ ግእዝ ዘቝሙ መሠረታውያን ዝኾኑ ክፍልታት ምፍላጥ ይግባእ። ንሳቶም ድማ፦1. ስም2. ተውላጠ ስም3. ቅጽል4. ግሲ5. መስተዋድድ6.…
እቲ መልአኽ (መዝ. 34፡7) ሓደ እዋን ኣብ ገለ ከለኹፃዕዳ ዝለበሰ፡ ኣብ ጐነይ ረአኹ መን’ኮን ይኸውን እናበልኩ ብውሽጠይ መልኣኽ እግዚአብሔር’ዩ ሰሚዐን…
ኣብ ሥርዓተ ንባብ ቋንቋ ግእዝ፡ እዞም ዚስዕቡ ነጥብታት ኣዝዮም ኣገደስቲ ስልቲ ኣናብባ ቋንቋ ግእዝ እዮም።፩. ዚለዓል ቀለም፪. ዚወድቕ ቀለም፫. ዚወሓጥ…
ቅዱስ ያሬድ ዝደረሶም ስልተ ዜማ ፦ ድጓ፡ ድጓዐ ጾም፡ ምዕራፍ፡ ዝማሬን መዋሥዕትን እዮም። • ድጓዓ ፦ ረቂቕ ማለት’ዩ። እዚ’ውን ካብ…
Ad Right

ዘመነ ማቴዎስ 10 ግንቦት 2013 ዓ.…

May
Tuesday
18
ሠለስቱ ደቂቅ አናንያ ወአዛርያ ወሚሳኤል፡ ወአብርሃም ፀራቢ፡ አባ ሚካኤል ሰማዕት፡ ወኖብ። ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት 2ይቆሮ. 5፡11-ፍጻሜ 1ይዮሐ. 1፡4-ፍጻሜ ግብረ ሓዋርያት ግብ. ሐዋ. 3፡17-ፍጻሜ ምስባክ መዝ. 65/66 ወንጌል ማቴ. 18፡18-22 ቅዳሴ ቅዳሴ ዘወልደ ነጐድጓድ። * * *
00:00 h

ዜና ኅትመት

እዋናዊ ጽሑፋት

አቡነ ብፁዓ አምላክ

ያፍቅረነ እግዚእን ዘመደ ማርያምን ዝበሃሉ ፍቅረ እግዚአብሔር ዘለዎም ብሃይማኖት ጽኑዓትን ብሥነ ምግባር ትጉሃትን ሰብ ኃዳር ነበሩ። ወትሩ ብጸሎት ንቑሓት ስለዝነበሩ፡...

ሊቀ ጳጳስ ብፁዕ አቡነ ቄርሎስ 5ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ…

ሎሚ ዕለት 5 ግንቦት 2013 ዓ.ም.ግ (13/05/2021 ፈ.) 5ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ንምምራጽ ኣብ ዝተገብረ ጉባኤ ሊቀ...

ብኣምራጺት ኮሚተ ንምርጫ ቅዱስ ፓትርያርክ ዝምልከት ጸብጻብ ሥራሕ ኣብ ጉባኤ…

ብዕለት 07 ሚያዝያ 2013 ዓ.ም.ግ ዝቖመት 7ተ ዝኣባላታ ኣምራጺት ኮሚተ ክትዓሞ ዝጸንሐት ንጥፈታት ናብ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣቕሪባ።

ንምርጫ ቅዱስ ፓትርያርክ ካብ ዝተፈላለየ ኣህጉረ ስብከት ዝመጹ ተወከልቲ መብርሂ…

ኣብ ውሽጢ ሃገር ካብ ዝርከባ ሃገረ ስብከታትን ንኡሳን ሃገረ ስብከትን ዝመጹ ተወከልቲ ምስ ጉዳይ ምርጫ 5ይ ፓትርያርክ ኣብ ዝትኣሳሰር ጉዳይ...

ቅዱስ ሲኖዶስ ኃሙሻይ ፓትርያርክ ንምሻም ዝምልከት 5ይ መግለጺ ኣውፂኡ!

ቅዱስ ሲኖዶስ ኃሙሻይ ፓትርያርክ ንምሻም ዝምልከት 5ይ መግለጺ ኣውፂኡ!  

ልዑላውነት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ

ልዑላውነት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ (pdf file)

5ይ ፓትርያርክ ንምሻም ንሃገረ ስብከት ኣሥመራ ዝውክሉ 7ተ ኣባላት ተመሪጾም!

26 ሚያዝያ 2013 ዓ.ም. 5ይ ፓትርያርክ ንምሻም ንሃገረ ስብከት ኣሥመራ ዝውክሉ 7ተ ኣባላት ኣብ ኣዳራሽ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ብዝተገብረ...

ቃለ ቡራኬ በዓለ ትንሣኤ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ 2013 ዓ.ም.

ብምኽንያት በዓለ ትንሣኤ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ  ፳፻፲፫(2021 ) ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ዝተፈነወ መልእኽቲ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዘለኹም ክቡራንን...

ቤተ ክርስቲያን ኣብ ብቤት ምኽሪ ኣብያተ ክርስቲያን ዓለም ኣብ ዝተወደበ…

ቤት ምኽሪ ኣብያተ ክርስቲያናት ዓለም ዕለት ፳፩ ሚያዚያ ፳፻፲ወ፫ ዓ.ም (29/04/2021) ኣብ ዝወደቦ ብዓይነቱ ናይ ፈለማ ዝኾነ ልዕሊ 40 ዝኾኑ...

ጽልዋ ኮቢድ 19 ኣብ ክርስቲያናዊ ተልእኮ ኣፍሪቃ ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዳለዋ…

ጽልዋ ዓለምለኻዊ ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ኮቪድ 19 ኣብ ሓፈሻዊ ክርስቲያናዊ ተልእኮን ብፍላይ ድማ ኣብ ጉዕዞ ሰላም ኣህጉር ኣፍሪቃ ዘኸተሎን...

“ነሥአ ደዌነ ወፆረ ሕማመነ/ብሓቂ ንሱ ሕማምና ተቀበለ፡ ንሥቓይና ተሰከመ” …

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። ዕለተ ዓርብ (ስቅለት) ኣብ ሥነፍጥረት ብዕለት ዓርቢ “ንግበር ሰብአ በአርአያነ ወበአምሳሊነ” ፡ ከም መልክዕና ብምስልና...

  

latest articles

PRAYER

Prayer is a word by which man communicates with his Creator in Faith, thanking and beseeching Him for the forgiveness...

FAITH AND WORKS

Faith is “a confidence or trust in God”. Faith gives assertion to the things we hope for and explains the...

The feast of the Holy Cross - Mesekel (The Founding…

The Mesekel holiday is celebreated on Meskerem 17 (27th of September) and Megabit 10 (19th of March). The word Meskel...

The Ascension of St Mary (part two)

Moreover, Whilst John the evangelist was preaching in the country of Asia, on the sixteenth day of the month of...

The Ascension of St Mary (part one)

"At your right hand stands the queen." (Psalm 45:9)IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY...

The Fast of Assumption of the Virgin Mary

This fast lasts from Nehassie (August) 1 to 16. Our Lady departed on 21 of Ter (January) in 50 A.D...

“Blessed is he that considereth the poor” Ps. 41:1

In the name of the Father, and of the Son, and of the Holy Spirit, One God Amen. The basic necessities...

The Apostle Saint Paul

Saint Paul was a Jew, of the tribe of Benjamin, a Pharisee, the son of a Pharisee; and his kinsfolk...

The Apostle st. Peter

Peter was from Bethsaida, and he was a fisherman.  Our Lord chose him on the second day following that whereon...

The Fast of Wednesdays and Fridays

Every week Wednesdays and Fridays are observed as fast days except during the fifty days (between Easter and Pentecost), and...

The Fast of the Apostles

The Apostles observed this fast after they received the Holy Spirit and before they set out to proclaim the Gospel...

The feast Of Pentecost

IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY SPIRIT, ONE GOD. On this day the Holy...