ልሳነ ግእዝ

ጉድ ረኺቡ ግእዝ ኣብ ዕለተ ምረቃ መጽሓፍ ‘ምዕላደ ቃላት’ ብዛዕባ ልሳነ ግእዝ ብዲያቆን ሃብተአብ ሙሉጌታ ዝቐረበ ግጥሚ ፦ ብመላእኽቱን ሕዝቡን…
ኣብ ዕለተ ምረቃ መጽሓፍ ‘ምዕላደ ቃላት’ ብዛዕባ ፍሉይነት፡ ኣበርክቶን ጽልዋን ልሳነ ግእዝ ከምኡ’ውን ኅየሳ ኣብ መጽሓፍ ምዕላደ ቃላት ብመምህር ሳሙኤል…
ናይ ምሉእ ሓሳብ (ዓረፍተ ነገር) መእሰሪ ዐንቀጽ ግሥ ይበሃል። ብእንግሊዘኛ verb ዝበሃል እዩ። 1. ነባር ግሥ ፦ ዘይረብሕ፡ ዘይዝርዘር፡ ዘይወርድ፡…

ቅጽል

Dec 22, 2018
ቅጽል፡- ብጠባይ፡ ብመልክዕ፡ ብግብር፡ ብዓይነት ሕብሪ፡ ብዓይነት ቅርጺ፡ ብመሥፈር፡ ብዋንነት፡ ብብዝኂ፡ ብደረጃ . . . ወዘይመስሎ ንምግላጽ ዘገልግል ክፋል ሰዋስወ…
ዘ፡ ዚአሁ፡ በእንቲአከ፡ . . . 1. ክርስቶስ ወረደ እምሰማይ ለመድኃኒተ ዚአሁ ለአዳም። / ክርስቶስ ንድኅነት ኣዳም ካብ ሰማይ ወረደ።2.…
መርሐ /መራ/ ካብ ዝብል ግሥ ዝተረኽበ ክኸውን ከሎ፡ መራሕያን ዝብል ትርጕም ኣለዎ። ኣብ ልሳነ ግእዝ መራሕያን ዝበሃሉ ዓሠርተ እዮም። ንሳቶም…
• ዘርዛሬ ቀጸላ ስም/ possessive adjective/pronoun ቀዳማይ መደብ /First personዚአየ/እንቲአየ/እሊአየ ናተይ my/mineዚአነ/እንቲአነ/እሊአነ ናታትና our/ours

ዘመነ ዮሐንስ፦ 1 ታኅሣሥ 2012 ዓ.ም…

December
Wednesday
11
ዝክር፦ ኤልያስ፡ ወናቡቴ፡ ወአባ ጴጥሮስ፡ ወአባ ዮሐንስ፡ ወአትናቴዎስ፡ ወያዕቆብ፡ ወጴጥሮስ፡ ወኤልያስ መነኮስ፡ ወቤርሳቤኅ። ዘቅዳሴ ምንባብ፦ ሮሜ 11፡1-12። ያዕ. 5፡12-ፍጻሜ። ግብ. ሐዋ. 3፡19-ፍጻሜ። ምስባክ፦ መዝ. 104/105። ወንጌል፦ ሉቃ. 4፡24-32። ቅዳሴ፦ ዘእግዝእትነ ማርያም። * * *
00:00 h

  

ዜና ኅትመት

እዋናዊ ጽሑፋት

አሥርቆት ዘወርኀ ዘታኅሣሥ

ዮም ሠረቀ ለነ ወርኀ ቡሩክ ታኅሣሥ ያብጽሐነ እስከ ወርኀ ጥር በሰላመ እግዚአብሔር! ወርኀ ታኅሣሥ ቡሩክ መዓልቱ ፱ ወእምዝ ይትዌሰክ። ሎሚ ቡሩኽ...

ገዳማት ደብረ ምዕዋን ወደብረ ኰዳዱ ኣቡነ ብፁዐ ኣምላክ !

ያፍቅረነ እግዚእን ዘመደ ማርያምን ዝበሃሉ ፍቅረ እግዚአብሔር ዘለዎም ብሃይማኖት ጽኑዓትን ብሥነ ምግባር ትጉሃትን ሰብ ኃዳር ነበሩ። ወትሩ ብጸሎት ንቑሓት ስለዝነበሩ፡...

ይትዔገሥ ከመ ዘኢየአምር

 ከም ዘይፈልጥ ይዕገሥ!” (ቅዳሴ ሠለስቱ ምእት ቍ. 59-60) እግዚአብሔር፡ ብባህሪኡ ከሀሌ ኵሉ፡ ማእምረ ኵሉ፡ ምሉእ በኵለሄ እዩ። “አኃዜ ዓለም በእራኁ ኵሉ እኁዝ...

“ቤት ኣምላኽና ከቶ ኣይንኃድግን ኢና” ነህ. 10፡39

ተረፈ ምርኮን ካብ ምርኮ ዝተመልሱን እስራኤላውያን ብመሪሕነት ካህን ዕዝራን ነህምያን ኃይለ እግዚአብሔር ተዓጢቆም፡ ዝፈረሰ ቤተ መቅደስን፡ ዝዓነወ ቐጽሪ ኢየሩሳሌምን መቓብር...

ቅዱስ ጴጥሮስ ተፍጻሜተ ሰማዕት

ቅዱስ ጴጥሮስ ተፍጻሜተ ሰማዕት ካብቶም ፍርሃት እግዚአብሔር ዝነበሮም፡ውላድ ግና ዘይነበሮም ሊቀ ካህናት ቴዎድሮስን ቅድስት ሶፍያን ኣብ ሃገረ ግብጽ ተወሊዱ። ኣብ በዓል...

ሊቀ መዘምራን ሞገስ ዕቁበ ጊዮርጊስ

“ሊቀ መዘምራን፡ መልኣከ ገነት፡ ደራስን ተመራማርን፡ ኣቦ ሰላም፡ . . . ብዝብል ቅጽል ስም ዝፍለጡ ሓበን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን...

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፡ ኣብ ጉባኤ ማኅበር ኣብያተ ክርስቲያናት…

ካብ 22-26 ታኅሣሥ 2012 ዓ.ም. (2-6/12/2019 ዓ.ም.ፈ) ኣብ ሃገረ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ ዝተቓንዐ ጉባኤ ማኅበር ኣብያተ ክርስቲያናት መላእ ኣፍሪቃ (ALL...

ሥልጠና ተሓጋገዝቲ ሰበኽቲ ወንጌል ተዋሂቡ!

ካብ 15-23 ኅዳር 2012 ዓ.ም. ኣብ ታሪኽ ቤተ ክርስቲያንን ሜላ ስብከተ ወንጌልን ዘተኮረ ሥልጠና  {tip title="ተሓጋገዝቲ ሰበኽቲ ወንጌል" content=""}ንተሓጋገዝቲ ሰበኽቲ...

ብፁዕ ኣቡነ ዮሓንስ ኣብ ንኡስ ሃገረ ስብከት ዓዲ ፈለስቲ ሰፍኣ…

ብዕለት 20 - 21 ኅዳር 2012 ዓ.ም.ግ. ብፁዕ ኣቡነ ዮሓንስ ሊቀ ጳጳስ ኣህጉረ ስብከታት ጋሽ ባርካን ድባርዋን ከባቢኣን ናብታ ካብ...

“ሰማዕት ቅዱስ ፒሉፓዴር መርቆሬዎስ”

ፒሉፓዴር ማለት ፈታዊ ኣቦ ማለት እዩ፡ ብኻልኣይ ትርጕሙ ከኣ ኣገልጋሊ ኢየሱስ ክርስቶስ ከምኡ’ውን መርቆሬዎስ ማለት እዩ። ስመ ክርስትና ናይ ኣቦኡ...

ዕሥራን ኣርባዕተን ካህናተ ሰማይ

ብርግጽ ኣብ ዙርያ ዝፋን ጐይታ ዚቖሙን ዘመስግኑን ክቝጸሩ ዘይከኣሉ ኣእላፈ ኣእላፋት ሠራዊተ መላእክት ከምዘለዉ በዓል ራእይ ነቢይ ዳንኤል(ዳን. 7፡10) ደኣ...

እምነ ሰሎሜ

ወለዲ እዛ ቅድስቲ ኣደ እዚኣ ኣቦኣ ሕይወትብነ፡ ኣዲኣ ከኣ እምባመሪና ይበሃሉ። እዞም ቅዱሳን ሰብ ቃል ኪዳን ውላድ ብምስኣኖም ብጸሎት ንእግዚኣብሔር...

  

latest articles

Fast of the Prophets (Advent)

15th November (geez calander), marks the first day of the Advent Fast, a period of abstinence and penance practiced by...

FASTING

Fasting is abstinence from all things that a body needs, and one has to fast from animal products and from...

The Eritrean Orthodox Tewahdo Church (EriOTC)

In the name of the Father, and of the Son, and of the Holy Spirit, One God. “We call our...

Holy of Holies Our Lady, the virgin Mary

The word holy (kidus) in Geez denotes being special, pure and esteemed. This prefix is an attribute to denote the...

HOLY SCRIPTURES (part one)

All Scriptures are written with the inspiration of the Spirit of God or the breath of God. They are also...

EXISTENCE OF GOD

The name God signifies the Divine Being, meaning He who created the world and governs it. There is one invisible...