‘ሜሮን’፡ ድኅሪ ሥርዐተ ጥምቀት ዚፍጸም ጸጋ እግዚአብሔር ንምእመናን ዝወሃበሉ “ቅዱስ ቅብኣት” እዩ። ብዝርአ ኣገልግሎት ምቕባእ፡ ነቲ ዘይርአ ጸጋ መንፈስ ቅዱስ…
ምሥጢረ ሥጋዌ (2ይ ክፋል) ወልድ፡ ንሥጋ ብምዋሓዱ ካብ ባህርይ ኣቦኡ አብ፡ ካብ ባህርይ ሕይወቱ መንፈስ ቅዱስ ኣይንእስን’ዩ ወልደ እግዚአብሔር ምእንቲ…
ምሥጢረ ሥጋዌ ማለት ካብ ሠለስተ ኣካላት ሓደ ኣካል ወልደ እግዚአብሔር ብፍሉይ ኣካሉ ሥጋ ዝለበሰሉን ሰብ ዝኾነሉን ምሥጢር እዩ። እግዚአብሔር ኣምላኽ…
‘ነገረ ማርያም’ ዝብል ግእዛዊ ቃል ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ታሪኽ ሕይወት ኣስፊሑ ዝገልጽን፡ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ብዛዕባ ኣደ…
ነገረ ድኅነት (1ይ ክፋል) ነገረ ድኅነት ፥ ኣቦና ኣዳም ካብ ዝወደቖ ኃጢኣት ብኸመይ ከም ዝደኃነን ንሕና ደቁ ብኸመይ ከምእንድኅንን መንግሥተ…
ካብ ሠለስተ ኣካል ሓደ ኣካል፡ እግዚአብሔር ወልድ ካብ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ካብ ሥጋኣ ሥጋ ካብ ነፍሳ ነፍስ ወሲዱ ብተዋሕዶ…
‘ጥምቀት’፦ ካብ ‘አጥመቀ’ ዝብል ግእዛዊ ልሳን ዝተረኽበ ኮይኑ መላእ ሰብነትካ ብማይ ምሕጻብ ማለት እዩ። ጥምቀት፡ ባዕሉ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ…

ዘመነ ዮሓንስ 27 ሓምሌ 2012 ዓ.ም.…

August
Monday
3
ዝክር፦ አባአሞን፡ ወተዝካረ ራእዩ ዘርእየ ሕዝቅኤል፡ ወተዝካረ ስቅለቱ ለመድኃኒነ። ዘቅዳሴ ምንባብ መልእክታት፦ ዕብ. 5፡7-ፍጻሜ 1ይጴጥ. 1፡17-ፍጻሜ ግብ. ሐዋ. 4፡1-12 ምስባክ፦ መዝ. 88/89 ወንጌል፦ ዮሐ. 18፡1-18 ቅዳሴ፦ ዘዮሐንስ አፈ ወርቅ። * * *
00:00 h
Ad Right

ዜና ኅትመት

እዋናዊ ጽሑፋት

ተኣምር ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን፣ ጸሎቱን በረኸቱን ምስ…

ሓደ ንእግዚአብሔር ዝፈርህ፡ ለዋህ፡ ትሑት፡ ገባሬ ሠናይን ተቐባል ጋሻን ዝኾነ ሰብኣይ ነበረ። ነፍስ ወከፍ ወርኂ ዕለት 26 ዝክር ብስም ኣቡነ...

ሓዋርያዊት ቅድስት ቴክላ

ኣብ ዘመነ ስብከቱ ንሐዋርያ ጳውሎስ ዝስዕባ ካብ ዝነበራ ቅዱሳት ኣንስት ሓንቲ ቅድስት ቴክላ እያ። ኣብ ዝተወለደትሉ ሃገር ኒቆምድያ ኣብ ቤት...

ቅዱስ ሲኖዶስ ምስ ምምኅዳር ሃገረ ስብከት ኅቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን…

ብዕለት 20 ሓምሌ ፳፻ወ፲፪ ግእዝ 27/07/2020 ፈረንጂ ቅዱስ ሲኖዶስ ምስ ምምኅዳር ሃገረ ስብከት ኅቡራት መንግስታት ኣሜርካን ካናዳን ብመገዲ ማኅበራዊ መራኸቢታት...

ሰማዕት ቅዱስ አበ ኖብ

ሎሚ ሕፃናት ከም ፍቓድ እግዚአብሔር ሓደ ካብ ሰማዕታት ዝኾነ ናይ ኣባ ኖብ ታሪኽ ክንርኢ ኢና። ሰማዕት ዝብል ቃል ትርጕሙ መስካሪ...

መራኄ ብርሃናት ቅዱስ ዑራኤል

ቅዱሳን መላእክት- ልዑካት እግዚአብሔር፡ ኣብሠርቲ ሐጐስ፡ ሓለውቲ ሰባት እዮም። ቅዱሳን መላእክት ወትሩ ከይደኸሙ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ እግዚአብሔር ጸባዖት ፍጹም ምሉእ...

“ኣእምሮኹም ብምሕዳስ ተለወጡ ደኣ እምበር፡ ነዛ ዓለም እዚኣ ኣይትምሰልዋ” ሮሜ…

ዓለም፡ ካብ ሰብ ወፃኢ ዝቖመት ጽላሎት ኣይኮነትን። ኵሉ ሰብ ኣብኣ እናነበረ ኵሉ ናታ በረኸትን መዓትን ይካፈል። ተለዋዋጢት ስለዝኾነት’ውን ከምኣ ይለዋወጥ።

ዜና ዕረፍት ሊቀ መዘምራን ያሬድ ካፍል

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ካብ ዘፍረየቶም ሊቃውንተ ዜማ ሓደ ሊቀ መዘምራን ያሬድ ካፍል እዮም። እዞም ሊቅ’ዚኦም ኣብ መበል 64 ዕድሚኦም...

“ዘበአማን እስራኤላዊ” ቅዱስ ሐዋርያ ናትናኤል

ሕሊና ዘመላልሶ ሓሳብ ልብን ኵላሊትን ዝምርምር ናይ ባህርይ ኣምላኽ በይኑ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ። ንእኡ ኵሉ ግሉጽ እዩ፣ ካብኡ ዝሥወር...

ጻድቅ ኣቡነ ኪሮስ - 8 ሐምሌ

ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያንና ነቶም ብፍጹም ሃይማኖትን ሥነ ምግባርን ጸኒዖም ኣብ እግዚአብሔር ዝተኣመኑ፡ ኣብ ዓለም ዘይሮም ዝመሃሩን ክሳዕ ፍጻሜ ሕይወቶም ዘገልገሉ፡...

ብርሃነ ዓለም፡ ማኅቶተ ቤተ ክርስቲያን፡ ንዋየ ኅሩይ ቅዱስ ሓዋርያ ጳውሎስ

ሐዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ቅዱስ ሓዋርያ ጳውሎስ ዓሌቱ ዕብራዊ ኾይኑ ኣብ ከተማ ጠርሴስ ተወሊዱ። ሮማውያን ነቶም ኣብ ትሕቲኦም ዚመሓደሩ ሕዝቢ፡ ሮማዊ ዜግነት...

ኰኵሐ ቤተ ክርስቲያን ሊቀ ሐዋርያት ቅዱስ ጴጥሮስ

ሊቀ ሓዋርያት ቅዱስ ጴጥሮስ ቅዱሳን ሓዋርያት: ብኸመይ ከም እተጸውዑን ክሳዕ ዕርገት ዝነበርዎ ኵነታትን ኣብ ኣርባዕቱ ወንጌል፡ ድኅሪ ዕርገትን ክሳዕ መጀመርያ ስሳታትን...

ዓምደ ሃይማኖት ወማኅቶተ ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ቄርሎስ

ቅዱሳን አበው ሊቃውንት፡ ከም መጠን ስፍሓት ኣእምሮኦምን ጽንዓት ሃይማኖቶምን መንፈስ ቅዱስ ገሊጽሎም መንፈሳውያን ድርሳናት፡ ተግሣፃት፡ መድበላት ዝጸሓፉ፣ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ...

  

latest articles

The Apostle Saint Paul

Saint Paul was a Jew, of the tribe of Benjamin, a Pharisee, the son of a Pharisee; and his kinsfolk...

The Apostle st. Peter

Peter was from Bethsaida, and he was a fisherman.  Our Lord chose him on the second day following that whereon...

The Fast of Wednesdays and Fridays

Every week Wednesdays and Fridays are observed as fast days except during the fifty days (between Easter and Pentecost), and...

The Fast of the Apostles

The Apostles observed this fast after they received the Holy Spirit and before they set out to proclaim the Gospel...

The feast Of Pentecost

IN THE NAME OF THE FATHER AND THE SON AND THE HOLY SPIRIT, ONE GOD. On this day the Holy...

Ascension

After the Lord Jesus Christ had finished the operation of His wisdom upon earth, by His Passion, and His Death...

Tsinset (Annunciation – Feast of Incarnation)

In accordance with the cannon of the Church, one of the nine major feast days of Our Lord. it Tsinset (Annunciation...

The feast of presenting the lord Christ in the temple…

On this day we celebrate the feast of presenting the lord Christ to the temple after 40 days of his...

The Fast of Nineveh - Monday 10 – 12 February…

In Eritrean Orthodox Tewahdo Church, one of the seven fasting periods is the fast of Nineveh.

Mystery of Baptism

Baptism is the sacrament given to all who believe in the Mystery of the Trinity and the Mystery of Incarnation...

Mystery of Incarnation

Mystery of Incarnation means the mystery of the descending of God the Son who is one of the Trinity from...

Mystery of the Holy Trinity

The Eritrean Orthodox tewahdo Church has Five pillars of Mysteries through which it teaches and demonstrates its basic religious belief...