The Official Website of Eritrean Orthodox Tewahdo Church
The Official Website of Eritrean Orthodox Tewahdo Church
ብዛዕባ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሩፋኤል ብመሪሕነት መንፈስ ቅዱስ ብኣእዳው ቅዱሳን ካብ ዝገልጹ ድርሳናት ሓደ ናይ ቍስጥንጥንያ ሊቀ ጳጳስ አቡነ ዮሓንስ ካብ ዝረኸቦ መጽሓፍ ንጻድቅ ንጉሥ... ይቕጽል
ቅዱሳን መላእክት፡ ልኡካን ኣገልገልቲ፡ ምሕረት እግዚአብሔር ናብ ሰባት፡ ምስጋና ልማኖ ጸሎት ሰባት ድማ ናብ እግዚአብሔር ዘብጽሑ ምእንቲ ዅሉ ፍጥረት ዝልምኑ ፍሉያት ቀረባ እግዚአብሔር ማለት እዩ። ቅዱሳን... ይቕጽል
ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና እትጥቀመሉ መቝጸሪ ዘመን ባሕረ ሓሳብ ይበሃል። ባሕረ ሓሳብ ማለት ቍጽሪ ዘለዎ ዘመን፤ ናይ ዘመን ቍጽሪ፤ ሓሳብ ናይ ዘመን ማለት እዩ። ነዚ ዝቐመሮ... ይቕጽል
24 ነሐሴ 2018 ዓ.ም (30 ነሓሴ 2026 ፈ.ረ) ንዝክረ ዕረፍት ጻድቅ አቡነ ተክለ ሃይማኖት ብምዝካር ዝኽበር ክብረ በዓል ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት ኣብ ኵለን ኣድባራትን ገዳማትን... ይቕጽል
ዓመታዊ 24 ነሐሴ ዝኽበር ክብረ በዓል ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት ኣብ ኵለን ኣድባራትን ገዳማትን ክኽበር ከሎ ኣብ ሃገረ ስብከት ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ከተማ ጊንዳዕ ፡ ብፁዕ... ይቕጽል
24 ነሐሴ 2018 ዓ.ም (30 ነሓሰ 2026 ፈ.ረ) ንዝክረ ዕረፍት ጻድቅ አቡነ ተክለ ሃይማኖት ብምዝካር ዝኽበር ክብረ በዓል ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት ኣብ ኵለን ኣድባራትን ገዳማትን... ይቕጽል
ንርእሰ ኣበው ኣብርሃም ኣቦና ጽድቁን ትሩፋቱን ክትዛረበሉ ዘደንቅ እዩ። ኣቦና ኣብርሃም ንብዙኃን ሕዝብን ኣሕዛብ ኣቦ ዝተሰምየ ፍጹም ኣማኒ እግዚአብሔር ዝነበረ፡ ክሳብ እለተ ሞቱ ብፍጹም ተኣዛዝነትን... ይቕጽል
21 ነሐሴ 2018 ዓ.ም.ግ ክብረ በዓል ኣቡነ ኣብራንዮስ፣ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ባስልዮስ ቀዳማዊ 6ይ ፓትርያርክ ወርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፡ ብፁዕ አቡነ... ይቕጽል
ዓመታዊ 5 ግንቦት ዝበዓል ክብረ በዓል አቡነ ፊሊጶስ ሎሚ ዓመት ውን፣ ገዳማውያን ኣቦታት፡ ሊቃውት ቤተ ክህነት፡ ካብ መላእ ሃገር ብእግሪ ጉዕዞን ብመካይንን ዝመጹ ኣሽሓት ምእመናን... ይቕጽል
ኣቡነ ተክለሃይማኖት ካብ ኣቦኦም ጸጋዘኣብን ኣደኦም እግዚእኃረያን ብዕለት 24 ታኅሣሥ ተወሊዶም። ቅድሚ ንኣቡነ ተክለሃይማኖት ምውላዶም እዞም ወለዲ እዚኦም ኅሩይ ኮይኑ ንዕኦምን ንኣምላኽን ዘሥምር ከም ናይ... ይቕጽል
ክብርን ምስጋናን ይብጽሓዮ “መንክር እግዚአብሔር በላዕለ ቅዱሳኑ” ከምዝብል ብግብሪ ጻድቃን ዝውደስ አምላኽ እዩ። ብጽኑዕ ተጋድሎአን ካብ ዘሥመርኦ ኣደታት ሓንቲ ቅድስት ክርስቶስ ሠምራ እያ። ንሰይጣን ምሕረት... ይቕጽል
ኣብ ሃገርና ኤርትራ፡ ጥንታውያን ሰነዳትን ታሪኻውያን ቅርስታትን መንፈሳዊ ትውፊታትን ምስ ዝድኅሠሡ፡ ኣብኡ ታሪኽ ገዳማትን ቅዱሳን ኣበውን ኣሎ። ሎሚ እምበኣር ብሓፂሩ፡ ታሪኽ ገዳም ደብረ ጥሉል እንዳቦና ከምኡ’ውን... ይቕጽል
ኣብዛ ዕለት’ዚኣ ቅድስት ክርስጢና (ክርስቲና) ጓል ርባኖስ መኰንን ሰማዕትነት ተቕበለት። ኣቦኣ ጣዖታት የምልኽ ስለዝነበረ ንሳ ውን ከምቲ ኣቦኣ ዝመሃራ ጌራ ጣዖታት ትዓጥን (ተምልኽ) ነበረት። ብድኅሪ’ዚ ግና... ይቕጽል
በዚ ዕለት’ዚ ድንግል ማርያም ትመጽእ ብርሃናዊ ምንጻፍ ይንጸፍ ብርሃናዊ ድባብ ይዝርጋሕ ኣብቲ ላዕሊ ኾይና “ሰላም ለከ ኦ ፍቁርየ ኤፍሬም” ትብሎ ንሱ ድማ ተዓጢቑ ኢድ ነሢኡ... ይቕጽል
ኣብ ምድረ እስራኤል፡ ካብ ባሕሪ ገሊላ ንሸነክ ምዕራብ ዝርከብ እምባ እዩ። ቅዱስ ወንጌል (ማቴ. 17፡1-13) ከም ዝነግረና፡ ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ነቶም ኣዕኑድ ቤተ... ይቕጽል
ውዳሴ ማርያም ቅዱስ ኤፍሬም ሶርያዊ ካብ ዝደረሶም መጻሕፍቲ ሓደ መጽሓፈ ጸሎት እዩ። ቅዱስ ኤፍሬም መንፈስ ቅዱስ ብዝገለጸሉ፣ እግዚአብሔር ኣምላኽ ንደቂ ሰባት ዝኣተወሎም ናይ ድኅነት ተስፋ... ይቕጽል
ብዕለት 05 ነሓሴ ፳፻፲፰ ዓ.ም (11 ነሓሴ 2026 ፈ.ረ) ዝክረ በዓል ዕረፍቱ ንጻድቅ ኣቡነ ፊሊጶስ፣ ብፁዕ ኣቡነ ጎርጎርዮስ ጳጳስ ኣህጉረ ስብከታት ሰሜናውን ደቡባውን ቀይሕ ባሕሪ፡... ይቕጽል
ብዕለት ፭ ሐምሌ ፳፻፲፰ ዓ.ም (11 ሐምሌ 2026 ፈ.ረ) ዝክረ በዓለ ዕረፍቱ ለጻድቅ ኣቡነ ፊሊጶስ ኣብ ኵለን ብስሞም ዝተሓንፁ ገዳማትን ኣብያተ ክርስቲያናትን ክበዓል ከሎ ብፍሉይ... ይቕጽል
ቅድስት ድንግል ማርያም ቅድመ ዓለም ኣብ ሕሊና አምላኽ ስለዝነበረት ገና ከይተወልደት ትንቢት ተነጊሩላ ሱባዔ ተቘጺሩላ ነበረ። ምስ ተወልደት’ውን ኣደ አምላኽ ከም ዝኾነት ቅዱሳት መጻሕፍቲ ዝመስከሩላ እዮም።... ይቕጽል
‘ቢዘን’፦ ሚዛን፡ ማዕረ ማለት’ዩ። ከምቲ ወርቅን ብሩርን ብሚዛን ዝምዘን፡ ከምኡ ኸኣ ኣብ ደብረ ቢዘን ጻድቃንን ኃጥኣንን፡ ድኹማትን ፍጹማንን ዝምዘንሉ ገዳም እዩ። ገዳም ደብረ ቢዘን፥ ኣብ ዞባ... ይቕጽል
ብዕለት ፲፰ ሓምለ 2018 ዓ.ም (25/07/2026 ፈ.ረ) ኣብ ሃገረ ስብከት ኤውሮጳ ንኡስ ሃገረ ስብከት ዓዲ እንግሊዝ ከተማ በርሚንግሃም፡ ብፁዕ ኣቡነ ጳውሎስ ጳጳስ ሀገረ ስብከት ኤውሮጳን ዓባይ ብሪጣንያን፡... ይቕጽል
“ሞት ብጥሪ ብነሓሰ ቀብሪ” ከመይ ኢሉ ይኸውን፧ እዚ ቃል እዚ ሓዋርያ ቅዱስ ቶማስ ንሓዋርያት ዝሓተቶ ሕቶ እዩ። እዚ ኃይለ ቃል ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም... ይቕጽል
ወላዲ ማለት ዝወልድ ጥራይ ዘይኮነስ፣ ብመንፈሳዊ ተግሣፅን ምኽርን ዘዕቢ ዝከናኸን ዝምህርን ብሕይወቱ ድማ ኣርኣያ ዝኸውንን እዩ። ብሥጋ ኾነ ብመንፈስ ወለዲ ዝኾኑ ሰባት መንፈሳውን ሥጋውን ውርሻታቶም... ይቕጽል
ብዕለት ፳፪ ሐምሌ ፳፻፲፰ ዓ.ም (29 ሐምሌ 2026 ፈ.ረ) ክብረ በዓል ቅዱስ ዑራኤል ኣብ ኵለን ብስሙ ታቦት ዝተቐርጸለን ኣብያተ ክርስቲያናት ብድሙቕ ስብሐተ ማኅሌትን ውዳሴን ቅዳሴን... ይቕጽል
ብዕለት ፲፱ ሐምሌ ፳፻፲፰ ዓ.ም (26 ሐምሌ 2026 ፈ.ረ) ፡ መራሒ ሥራሕ ንኡስ ሃገረ ስብከት ሊቀ ካህናት ቀሲስ ገብረሂወት ተወልደ፡ ሊቃውንት መምህራን፡ ውሉደ ክህነት፡ ብኣሽሓት... ይቕጽል
ቅድስት መሪና፡ ካብ መምለኽቲ ጣዖት ስድራ እያ ተወሊዳ። ጓል 5 ዓመት ከላ ኣደኣ ስለ ዝሞተት፡ እቲ ሓደ ካብ መኳንንቲ ኣንጾኪያ ዝነበረ ኣቦኣ ዳኬዎስ፡ ናብ መዕበዪ... ይቕጽል
ክቡር ኣምባሳደር ዮፍታሔ ድሜጥሮስ ካብ ኣቦኦም ንቡረእድ ድሜጥሮስ ገብረማርያምን ካብ ኣዲኦም ወ/ሮ ምዕራፍ ኣርዓዶምን ብዕለት 13/10/1935 ዓ/ም/ፈ ኣብ መበቆል ዓዶም ማይድማ ማይ ጨው እንዳ ቅዱስ... ይቕጽል
“ከመ አመ ያስተርኢ እግዚአ ኖሎት ትንሥኡ አክሊለ ስብሐት ዘኢይጸመሂ/እቲ ሓለቃ ጓሶት ምስ ተገልጸ ዘይጽምሉ ኣኽሊል ክብሪ ክትቅበሉ ኢኹም ፩ይ ጴጥ ፭፥፬ (1ይ ጴጥሮስ 5፥4) ። ሥነ... ይቕጽል
ኣገልጋሊ ቤተ ክርስቲያን ዝበሃል ንገዛእ ርእሱን ነታ ክርስቶስ ብገዛእ ደሙ ዘጥረያ ቤተ ክርስቲያንን (ጉባኤ ምእመናን) ዝምህር፡ ዝሕሉ፡ ዝከናኸን፡ መንፈሳዊ መግቢ ዘብልዕ፡ መንፈሳዊ መሰተ ዘስቲ፡ ዝመርሕ፡... ይቕጽል
ዓመታዊ ፯ ሓምለ ዝበዓል ክብረ በዓል ቅድስት ሥላሴ ሎሚ ዓመት ውን ኣበምኔት ናይቲ ገዳም ኣባ ኣክሊሉ ቀሲስ ኣብርሃም፡ መራሕ ሥራሕ ሃገረ ስብከት ዓንሰባ ሊቀ ካህናት... ይቕጽል
ሥላሴ ቤተ ኣብርሃም ዝኣተውሉ ዕለት ብምዝካር ዓመታዊ ፭ ሓምለ ዝኽበር ክብረ በዓል ቅድስት ሥላሴ ፡ ካብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ሃገረ አንጎላ ዝመጹ ሊቃውንት ውሉደ ክህነት፡ ተመሃሮ... ይቕጽል
ሕሊና ዘመላልሶ ሓሳብ ልብን ኵላሊትን ዝምርምር ናይ ባህርይ ኣምላኽ በይኑ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ። ንእኡ ኵሉ ግሉጽ እዩ፣ ካብኡ ዝሥወር ነገር የለን። ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ... ይቕጽል
ዓመታዊ 12 ሰነ ተራዳእነት ቅዱስ ሚካኤል ንባህራን ብምዝካር ዝኽበር ክብረ በዓል ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ሎሚ’ውን ብዕለት 12 ሰኔ 18 ዓ.ም 19/06/26 ፈረ ሊቃውንት መምህራን፡... ይቕጽል
ብዕለት ፯ ሐምሌ ፳፻፲፰ ዓ.ም (14/07/26 ፈ.ረ) ብፁዕ አቡነ ዮሐንስ ዋና ጸሓፊ ቅዱስ ሲኖዶስን ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ደቡብ ድባርዋ፡ ኣበምኔት ገዳም ኣባ ላእከማርያም ዮሐንስ፡... ይቕጽል
ብዕለት 6 ሰነ 2018 ዓ.ም 13/06/2026 ፈ.ረ ኣብ ንኡስ ሃገረ ስብከት ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ኣገልግሎትን ሥነ ምግባርን ካህናት ዘተኮረ ሓፈሻዊ ጉባኤ ቤተ ክህነት ተኻይዱ። ነቲ ጉባኤ... ይቕጽል
ብዕለት 27 ሰነ 2018 ዓ.ም 04/07/2026 ፈ.ረ ብፁዕ ኣቡነ ጳውሎስ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ኤውሮጳን ዓባይ ብሪጣንያን፡ ሓላፊ ክፍሊ ትምህርተ ሰንበት ሃገረ ስብከት መምህር ዮናስ፡ መናእሰያት... ይቕጽል
ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያንና ነቶም ብፍጹም ሃይማኖትን ሥነ ምግባርን ጸኒዖም ኣብ እግዚአብሔር ዝተኣመኑ፡ ኣብ ዓለም ዘይሮም ዝመሃሩን ክሳዕ ፍጻሜ ሕይወቶም ዘገልገሉ፡ መዓልትን ለይትን ለይትን ልሳኖም ካብ... ይቕጽል
ገዳም ፃዕዳ እምባ ቅድስት ሥላሴ ኣብ ዞባ ዓንሰባ ካብ ከረን 25 ኪሎ ሜተር ንሸነኽ ደቡባዊ ምዕራብ ኣብ ኣስታት 2500 ሜትሮ ካብ ጽፍሒ ባሕሪ ተደኲኑ ዝርከብ... ይቕጽል
ጋሻ ምቕባል፡ ብዙኅ በረኸትን ጸጋን ዘውህብ እዩ። 7 ሓምሌ ኣቦና ኣብርሃም ጋሻ ብምቕባሉ፡ ኣጋእዝተ ዓለም ቅድስት ሥላሴ ኣብ ቤቱ ዝተኣንገዱሉን፡ ብዙኅ ጸጋን በረኸትን ዝሃቡሉን ዕለት... ይቕጽል
ቅዱስ ሓዋርያ ጳውሎስ ዓሌቱ ዕብራዊ ኾይኑ ኣብ ከተማ ጠርሴስ ተወሊዱ። ሮማውያን ነቶም ኣብ ትሕቲኦም ዚመሓደሩ ሕዝቢ፡ ሮማዊ ዜግነት ይህቡ ስለዝነበሩ፡ ብኣቦኡ ሮማዊ ዜግነት ነበሮ። (ፊል... ይቕጽል
ቅዱሳን ሓዋርያት: ብኸመይ ከም እተጸውዑን ክሳዕ ዕርገት ዝነበርዎ ኵነታትን ኣብ ኣርባዕቱ ወንጌል፡ ድኅሪ ዕርገትን ክሳዕ መጀመርያ ስሳታትን ከኣ ኣብ ግብረ ሓዋርያት ተጻሒፉ ይርከብ። ብሰፊሑ ታሪኽን... ይቕጽል
3ይ መግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ ወርኃ ሓምሌ 3 2018 ዓ.ም.
ክብርን ምስጋናን ይብጽሓዮ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንመሥዋዕተ ሓዲስ ብርእሱ ክትክእ ከሎ ብሥውር ዘይኮነስ ብግልጺ “ጽባሕ ዝፈስስ ደመይ ፡ ጽባሕ ዝስቀል ሥጋይ እዚ እዩ” ኢሉ... ይቕጽል
ታዴዎስ ማለት ዘርእን ማእረርን፡ ካህነ ኣምላኽ ማለት እዩ። ቍጽሩ ምስ ዓሰርተው ክልተ ሓዋርያት ኮይኑ ሃገረ ስብከቱ ሶርያ እዩ። ሊቀ ሓዋርያት ጴጥሮስ ኣሰንይዎ ናብ ሃገረ ስብከቱ... ይቕጽል
ካብ 26 ሰኔ ክሳዕ 25 መስከረም ዘሎ ወቅቲ ጊዜ ክረምቲ እዩ። ሰማይ ብደመና ተሸፊኑ፡ ዝናም ብመብረቕን ድምፂ ነጐድጓድን ተዓጂቡ ንምድሪ ዘጥልለሉ፣ ኣፍላጋትን ወኃይዝን ዝመልእሉ፣ ኣትክልትን ኣእዋምን... ይቕጽል
ቤተ ክርስቲያን ከመይ ኢላ ተመሥረተት፧ ቤተ ክርስቲያን ማለት እንታይ ማለት እዩ፧ ዝብል ሰብ ይህሉ ይኸውን፣ ኣበሃህልኡ ኸኣ ዝድገፍ እዩ። ቤተ ክርስቲያን፦ ብክርስቶስ ኣሚኖም ብስሙ ተጠሚቖም ዝነብሩ... ይቕጽል
ኣብ ሃገረ ስብከት ኤውሮጳ ንኡስ ሃገረ ስብከት ንግሥነት ኔዘርላንድስ ኣብ ርእሲ ከተማ ሰሜን ሆላንድ ኣብ ከተማ ሃርለም ተደኲና ኣብ እትርከብ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ድንግል ማርያም... ይቕጽል
ጸሎተ ፍትሓት ሰማዕታተ ኤርትራ ፳፻፲፰ ዓ.ም/ 2026.ፈ ብደረጃ ንኡስ ሃገረ ስብከት ንግሥነት ኔዘርላንድስ ኣብ ኵለን ኣብ ሃገረ ሆላንድ ዝርከባ ኣብያተ ክርስቲያናት ክካየድ እንከሎ ብፍሉይ ድማ... ይቕጽል